
ይከኣለካ'ዩ
Ykealeka Eyu
መዘምራን ደብረ መድኃኔ ዓለም ኤደን (ዒላበርዕድ)
Volume 1Tigrigna0 songs5 views
ምስጋና ልዑል ኣምላኽ ስለ ኩሉ ነገር ክብርን ውዳሴን ንኣኻ ይኹን። ድሕሪ ነዊኅ ጊዜ ነዚ ፍጼሜ እዚ ንዘርኣኻና ነምስግነካ ኣሎና። ንኹሎም ነዚ ግርማ እዚ ርእዩ ሃረር እናበሉ ዚሓለፉ ኣብ ሑቝፍኻ ተቐበሎም፡ ንዚጸዓሩን ዚደኸሙን ጸጋኻ እዕዝዘሎም። “ድላይ እግዚኣብሔር ከተለሊ ድላይ ካልኦት ፈጽም” (AS) Address፦ C/O P. O. Box 30 Tel 441022 Keren - Eden
Track List
Loading tracks...