ይከኣለካ ኢዩ
Lyrics
ዘደንቅ ትኣምራት ኣብ ገሊላ ጀሚርካ
ንድንግል ማርያም ምስ ትሓተትካ
ነቲ ለምጻም ሰባይ ካብ ሕማሙ ኣንጺህካ
ንሓማት ስሙን ካብ ረስኒ ኣሕዊካ
ነቲ ለምጻም ሰባይ ካብ ሕማሙ ኣንጺህካ
ንሓማት ስሙን ካብ ረስኒ ኣሕዊካ
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ንጴጥሮስ ሓዋርያት ካብ ክሕደቱ ሚሒርካ
ንሳኦል ፓውሎስ ካብቶም ዘሳደዱካ
ንዝጠፈት በጊዕ ክደሊ ምውዓልካ
ሕያዋይ ጓሳ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
ንዝጠፈት በጊዕ ክደሊ ምውዓልካ
ሕያዋይ ጓሳ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ኮብሊለ ነበርኩ ዓለም ምስ መረጽኩ
ፍቅርኻ ረሲዐ ገንዘብ ምስ መረጽኩ
ፍንፉን’የ ጎይታይ ኣዝየ ዝደከምኩ
ኢየሱስ ራሕርሓለይ ምስ ተጠዓስኩ
ፍቅርካ ለግሰለይ ኢድካ ኣንብረለይ
ኢየሱስ ራሕርሓለይ ምስ ተጠዓስኩ
ፍቅርካ ለግሰለይ ኢድካ ኣንብረለይ
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ነብሰይ ንእግዚኣብሔር ባርኺ ኢኺ
ኩሉ ዝገበረልኪ ኣይትረስዒ ኢኺ
ምእንታኺ ኣብ በረኻ ዝተፈተነ
ምእንታኺ ኣብ ቐራንዮ ዝተሰቐለ
ምእንታኺ ኣብ በረካ ዝተፈተነ
ምእንታኺ ኣብ ቐራንዮ ዝተሰቐለ
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ይከኣለካ ኢዩ
Ykealeka Eyu
VERSE 1
ዘደንቅ ትኣምራት ኣብ ገሊላ ጀሚርካ
ንድንግል ማርያም ምስ ትሓተትካ
ነቲ ለምጻም ሰባይ ካብ ሕማሙ ኣንጺህካ
ንሓማት ስሙን ካብ ረስኒ ኣሕዊካ
ነቲ ለምጻም ሰባይ ካብ ሕማሙ ኣንጺህካ
ንሓማት ስሙን ካብ ረስኒ ኣሕዊካ
CHORUS
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
VERSE 2
ንጴጥሮስ ሓዋርያት ካብ ክሕደቱ ሚሒርካ
ንሳኦል ፓውሎስ ካብቶም ዘሳደዱካ
ንዝጠፈት በጊዕ ክደሊ ምውዓልካ
ሕያዋይ ጓሳ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
ንዝጠፈት በጊዕ ክደሊ ምውዓልካ
ሕያዋይ ጓሳ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
CHORUS
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
VERSE 3
ኮብሊለ ነበርኩ ዓለም ምስ መረጽኩ
ፍቅርኻ ረሲዐ ገንዘብ ምስ መረጽኩ
ፍንፉን’የ ጎይታይ ኣዝየ ዝደከምኩ
ኢየሱስ ራሕርሓለይ ምስ ተጠዓስኩ
ፍቅርካ ለግሰለይ ኢድካ ኣንብረለይ
ኢየሱስ ራሕርሓለይ ምስ ተጠዓስኩ
ፍቅርካ ለግሰለይ ኢድካ ኣንብረለይ
CHORUS
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
VERSE 4
ነብሰይ ንእግዚኣብሔር ባርኺ ኢኺ
ኩሉ ዝገበረልኪ ኣይትረስዒ ኢኺ
ምእንታኺ ኣብ በረኻ ዝተፈተነ
ምእንታኺ ኣብ ቐራንዮ ዝተሰቐለ
ምእንታኺ ኣብ በረካ ዝተፈተነ
ምእንታኺ ኣብ ቐራንዮ ዝተሰቐለ
CHORUS
ይከኣለካ ኢዩ (5)
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ
ፈቃር ኢየሱሰይ ክፈትሖ ኩሉ
ለዋህ ኢየሱሰይ ክትጸሮ ኩሉ