ሓዲሽ ሕይወት ሃበኒ
Lyrics
ሰራዊት ታህዋኽ መሊኦሞ ልበይ
ይስዕሩኒ ኣለዉ ሓሳባት ናይ ውሽጠይ
ሰራዊት ታህዋኽ መሊኦሞ ልበይ
ይስዕሩኒ ኣለዉ ሓሳባት ናይ ውሽጠይ
ቓንዛ ኮይኖምኒ ጭንቐት ከቢድኒ
ቓንዛ ኮይኖምኒ ጭንቐት ከቢድኒ
ቓንዛ ኮይኖምኒ ጭንቐት ከቢድኒ
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ወዲ መዝሙር ክኸውን ተኸታሊ ጎይታ
ሓዘነይ ከጥፍእ ክዝምር ብደስታ
ወዲ መዝሙር ክኸውን ተኸታሊ ጎይታ
ሓዘነይ ከጥፍእ ክዝምር ብደስታ
ንልበይ ከጻዕዱ ብቓላት ናይ ጎይታ
ንልበይ ከጻዕዱ ብቓላት ናይ ጎይታ
ንልበይ ከጻዕዱ ብቓላት ናይ ጎይታ
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ምስ ኣሕዋት ክነብር ክደሊ ንዓኻ
ጭንቐተይ ክድምሰስ ክቕበል ጸጋኻ
ምስ ኣሕዋት ክነብር ክደሊ ንዓኻ
ጭንቐተይ ክድምሰስ ክቕበል ጸጋኻ
ወትሩ ክዝምር'የ ከመስግን ንዓኻ
ወትሩ ክዝምር'የ ከመስግን ንዓኻ
ወትሩ ክዝምር'የ ከመስግን ንዓኻ
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ክምለስ ናብ ቤትካ
ሕራይ ክትብለኒ ጎይታይ ከም ለውሃትካ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ክምለስ ናብ ቤትካ
ሕራይ ክትብለኒ ጎይታይ ከም ለውሃትካ
ትምኒተይ ብዙሕ'ዩ ክርኢ ንገጽካ
ትምኒተይ ብዙሕ'ዩ ክርኢ ንገጽካ
ትምኒተይ ብዙሕ'ዩ ክርኢ ንገጽካ
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
እቲ ተስፋይ ምሉኣዮ ጸጋኻ ሃበኒ
ሃዲአ ክዝምር ውሽጠይ ኣዕርፈኒ
እቲ ተስፋይ ምሉኣዮ ጸጋኻ ሃበኒ
ሃዲአ ክዝምር ውሽጠይ ኣዕርፈኒ
ንዓኻ ኣምስለኒ ሃብትኻ ሃበኒ
ንዓኻ ኣምስለኒ ሃብትኻ ሃበኒ
ንዓኻ ኣምስለኒ ሃብትኻ ሃበኒ
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓዲሽ ሕይወት ሃበኒ
Hadish Hiwet Hibuni
VERSE 1
ሰራዊት ታህዋኽ መሊኦሞ ልበይ
ይስዕሩኒ ኣለዉ ሓሳባት ናይ ውሽጠይ
ሰራዊት ታህዋኽ መሊኦሞ ልበይ
ይስዕሩኒ ኣለዉ ሓሳባት ናይ ውሽጠይ
ቓንዛ ኮይኖምኒ ጭንቐት ከቢድኒ
ቓንዛ ኮይኖምኒ ጭንቐት ከቢድኒ
ቓንዛ ኮይኖምኒ ጭንቐት ከቢድኒ
CHORUS
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
VERSE 2
ወዲ መዝሙር ክኸውን ተኸታሊ ጎይታ
ሓዘነይ ከጥፍእ ክዝምር ብደስታ
ወዲ መዝሙር ክኸውን ተኸታሊ ጎይታ
ሓዘነይ ከጥፍእ ክዝምር ብደስታ
ንልበይ ከጻዕዱ ብቓላት ናይ ጎይታ
ንልበይ ከጻዕዱ ብቓላት ናይ ጎይታ
ንልበይ ከጻዕዱ ብቓላት ናይ ጎይታ
CHORUS
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
VERSE 3
ምስ ኣሕዋት ክነብር ክደሊ ንዓኻ
ጭንቐተይ ክድምሰስ ክቕበል ጸጋኻ
ምስ ኣሕዋት ክነብር ክደሊ ንዓኻ
ጭንቐተይ ክድምሰስ ክቕበል ጸጋኻ
ወትሩ ክዝምር'የ ከመስግን ንዓኻ
ወትሩ ክዝምር'የ ከመስግን ንዓኻ
ወትሩ ክዝምር'የ ከመስግን ንዓኻ
CHORUS
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
VERSE 4
ፍቃድካ እንተኾይኑ ክምለስ ናብ ቤትካ
ሕራይ ክትብለኒ ጎይታይ ከም ለውሃትካ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ክምለስ ናብ ቤትካ
ሕራይ ክትብለኒ ጎይታይ ከም ለውሃትካ
ትምኒተይ ብዙሕ'ዩ ክርኢ ንገጽካ
ትምኒተይ ብዙሕ'ዩ ክርኢ ንገጽካ
ትምኒተይ ብዙሕ'ዩ ክርኢ ንገጽካ
CHORUS
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
VERSE 5
እቲ ተስፋይ ምሉኣዮ ጸጋኻ ሃበኒ
ሃዲአ ክዝምር ውሽጠይ ኣዕርፈኒ
እቲ ተስፋይ ምሉኣዮ ጸጋኻ ሃበኒ
ሃዲአ ክዝምር ውሽጠይ ኣዕርፈኒ
ንዓኻ ኣምስለኒ ሃብትኻ ሃበኒ
ንዓኻ ኣምስለኒ ሃብትኻ ሃበኒ
ንዓኻ ኣምስለኒ ሃብትኻ ሃበኒ
CHORUS
ሓድሽ ሕይወት ሃበኒ ፡ ንዓኻ ኣምስለኒ
ጎይታይ መዓደኒ ፡ ኣብ ጎነይ ኩነኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ
ውርደት ከይበዝሓኒ ጎይታይ ሓልወኒ