ኣዚኻ ዓቢ ኢኻ
Lyrics
ኣብ ጽሙው ሃዋህው ናይ በይንኻ ጸሎት
ሰላም ይሰፈነካ ናይ ዕረፍቲ ህሞት
ብድምቀት ክትጽሊ ነቲ ሓያል ኣምላኽ
ገብርኤል ክመጽእ ተላኢኹ መልኣኽ
ገብርኤል ክመጽእ ተላኢኹ መልኣኽ
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
ብኣኻ እቓኒ ውሽጢ ኣካላተይ
ንስምካ እደሊ ፍቅሪ ሰብነተይ
ወትሩ እናፍቀካ ክርኢ ንገጽካ
ኣብ ሰማይ ክሕጎስ ምስቶም ቅዱሳንካ
ኣብ ሰማይ ክሕጎስ ምስቶም ቅዱሳንካ
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
ጥዑም ጥዒሙኒ መዝሙረይ ክቓኒ
ንስምካ ክዝምር ሓጎስ ይመልኣኒ
ፍሉይ'ዩ ባህሪኻ እዚ ኢልካ ዘይንገር
ፍጹም ጥዑም'ዩ ረጊጽካ ዘይስገር
ፍጹም ጥዑም'ዩ ረጊጽካ ዘይስገር
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
ምስ ዕንባባ መሮር ክርኢ ፍጡርካ
ሓጎስ ይመልኣኒ ብመዝሙር ኣዕዋፍካ
ሰምካ ወትሩ ግኑን ኣብነት ዝኾንካ
ኣበይ’የ ዝረኽቦ ቦታ ናይ ሰላምካ
ኣበይ’የ ዝረኽቦ ቦታ ዕረፍትኻ
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣዚኻ ዓቢ ኢኻ
Azik Abi Ika
VERSE 1
ኣብ ጽሙው ሃዋህው ናይ በይንኻ ጸሎት
ሰላም ይሰፈነካ ናይ ዕረፍቲ ህሞት
ብድምቀት ክትጽሊ ነቲ ሓያል ኣምላኽ
ገብርኤል ክመጽእ ተላኢኹ መልኣኽ
ገብርኤል ክመጽእ ተላኢኹ መልኣኽ
CHORUS
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
VERSE 2
ብኣኻ እቓኒ ውሽጢ ኣካላተይ
ንስምካ እደሊ ፍቅሪ ሰብነተይ
ወትሩ እናፍቀካ ክርኢ ንገጽካ
ኣብ ሰማይ ክሕጎስ ምስቶም ቅዱሳንካ
ኣብ ሰማይ ክሕጎስ ምስቶም ቅዱሳንካ
CHORUS
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
VERSE 3
ጥዑም ጥዒሙኒ መዝሙረይ ክቓኒ
ንስምካ ክዝምር ሓጎስ ይመልኣኒ
ፍሉይ'ዩ ባህሪኻ እዚ ኢልካ ዘይንገር
ፍጹም ጥዑም'ዩ ረጊጽካ ዘይስገር
ፍጹም ጥዑም'ዩ ረጊጽካ ዘይስገር
CHORUS
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ
VERSE 4
ምስ ዕንባባ መሮር ክርኢ ፍጡርካ
ሓጎስ ይመልኣኒ ብመዝሙር ኣዕዋፍካ
ሰምካ ወትሩ ግኑን ኣብነት ዝኾንካ
ኣበይ’የ ዝረኽቦ ቦታ ናይ ሰላምካ
ኣበይ’የ ዝረኽቦ ቦታ ዕረፍትኻ
CHORUS
ኣዚኻ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ
ንዘለዓለም ክትነብር ኩሉ ይከኣለካ
ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ
ጎይታየ ናይ እዚ ዓለም ፈጣሪ