ንጸሎተይ ስማዕ
Lyrics
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ከባቢየይ ኩሉ ጸልሚቱ
ኣዒንተይ ውን ትዓሚቱ
ኣእዛነይ ጸሚሙ እንከሎ ብክፍቱ
ንሰናይካ ገዲፈ ናብ እከይ ምስ ተጋዓዝኩ
ሕጂ ተረዲኡኒ ንዓኻ ምስ ሲኣንኩ
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ኣቦ ከም ዘይብለይ ዘኽቲመ
ጸግዒ ዝኾነኒ ሲኢነ
ሓይለይ ደኪሙ ወዲቐ ኦጎይታይ ጠምተኒ
ክብ ሰብሲ ፍትሒ ይጽበይን ብኣኻየ ኩሉ ዝረኽቦ
ለውሃትካ ሃበኒ ጎይታይ ንጸሎተይ መልሲ ሃቦ
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ኦ ጎይታይ ከም ምሕረትካ እንበር
ከም ግብረይ’ስ ኣትፍረደኒ
ንስኻ ለጋስ ኢካ’ሞ ስለ ጣዕሳይ ኣናግፈኒ
ካብ ማእሰርተይ ኣውጺካ ውጽእ ሓራ ግበረኒ
ከመስግን ኢየ ኣነ ኣብ ጉባአ ሕዝብካ
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ኦ ኣምላኽ ንዓ ናባና
ኦ ኣምላኽ ንዓ ናባና
ኦ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ኦ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንጸሎተይ ስማዕ
Ntselotey Smai
CHORUS
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
VERSE 1
ከባቢየይ ኩሉ ጸልሚቱ
ኣዒንተይ ውን ትዓሚቱ
ኣእዛነይ ጸሚሙ እንከሎ ብክፍቱ
ንሰናይካ ገዲፈ ናብ እከይ ምስ ተጋዓዝኩ
ሕጂ ተረዲኡኒ ንዓኻ ምስ ሲኣንኩ
CHORUS
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
VERSE 2
ኣቦ ከም ዘይብለይ ዘኽቲመ
ጸግዒ ዝኾነኒ ሲኢነ
ሓይለይ ደኪሙ ወዲቐ ኦጎይታይ ጠምተኒ
ክብ ሰብሲ ፍትሒ ይጽበይን ብኣኻየ ኩሉ ዝረኽቦ
ለውሃትካ ሃበኒ ጎይታይ ንጸሎተይ መልሲ ሃቦ
CHORUS
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
VERSE 3
ኦ ጎይታይ ከም ምሕረትካ እንበር
ከም ግብረይ’ስ ኣትፍረደኒ
ንስኻ ለጋስ ኢካ’ሞ ስለ ጣዕሳይ ኣናግፈኒ
ካብ ማእሰርተይ ኣውጺካ ውጽእ ሓራ ግበረኒ
ከመስግን ኢየ ኣነ ኣብ ጉባአ ሕዝብካ
CHORUS
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ
OUTRO
ኦ ኣምላኽ ንዓ ናባና
ኦ ኣምላኽ ንዓ ናባና
ኦ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ኦ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ

