ጌና ክዝምር'የ
Lyrics
ኣንታ ሓያል ጎይታ ዝነበርካን ዘለኻን
ኩሉ ንኽትገብር እውን ዝከኣለካ
ንሰማይን ምድርን ኣብ ትሕቴኻ ገዚእካ
ኣልፋን ኦሜጋን ኢኻ መወዳእታ ዘይብልካ
ጌና ክዝምር'የ ንዓኻ’ሲ ጌና
ወላ ይጽቐጡኒ ከም ከቢድ ደበና
ክዝምር'የ ኣነስ ንዓኻ’ሲ ጌና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ከገልግለካ'የ ኣነስ ኣብ ዘመነይ
ንዓኻ ግበሮ ወንኖ ሕይወተይ
እነኹ ወፍየልካ ነዛ ንእስነተይ
ግዛእ ምለኽ ክበር ጎይታ ኣብ ሕይወተይ
ጌና ክዝምር'የ ንዓኻ’ሲ ጌና
ወላ ይጽቐጡኒ ከም ከቢድ ደበና
ክዝምር'የ ኣነስ ንዓኻ’ሲ ጌና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ግርማኻ ክርኢ ክንደይ ባህ ይብለኒ
ዘይድፈር'ዩ ንሱስ ልዕሊ ግርማ ለይቲ
ኣብ ዓለም የብሉን ቓላት'ውን መግለጺ
ፍሉይ ኢኻ ንስኻ’ስ ኣዛዝ ናይ ኣዘዝቲ
ፍሉይ ኢኻ ንስኻ’ስ ኣዛዝ ናይ ኣዘዝቲ
ጌና ክዝምር'የ ንዓኻ’ሲ ጌና
ወላ ይጽቐጡኒ ከም ከቢድ ደበና
ክዝምር'የ ኣነስ ንዓኻ’ሲ ጌና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጌና ክዝምር'የ
Gena Kzmr Eye
VERSE 1
ኣንታ ሓያል ጎይታ ዝነበርካን ዘለኻን
ኩሉ ንኽትገብር እውን ዝከኣለካ
ንሰማይን ምድርን ኣብ ትሕቴኻ ገዚእካ
ኣልፋን ኦሜጋን ኢኻ መወዳእታ ዘይብልካ
CHORUS
ጌና ክዝምር'የ ንዓኻ’ሲ ጌና
ወላ ይጽቐጡኒ ከም ከቢድ ደበና
ክዝምር'የ ኣነስ ንዓኻ’ሲ ጌና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
VERSE 2
ከገልግለካ'የ ኣነስ ኣብ ዘመነይ
ንዓኻ ግበሮ ወንኖ ሕይወተይ
እነኹ ወፍየልካ ነዛ ንእስነተይ
ግዛእ ምለኽ ክበር ጎይታ ኣብ ሕይወተይ
CHORUS
ጌና ክዝምር'የ ንዓኻ’ሲ ጌና
ወላ ይጽቐጡኒ ከም ከቢድ ደበና
ክዝምር'የ ኣነስ ንዓኻ’ሲ ጌና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
VERSE 3
ግርማኻ ክርኢ ክንደይ ባህ ይብለኒ
ዘይድፈር'ዩ ንሱስ ልዕሊ ግርማ ለይቲ
ኣብ ዓለም የብሉን ቓላት'ውን መግለጺ
ፍሉይ ኢኻ ንስኻ’ስ ኣዛዝ ናይ ኣዘዝቲ
ፍሉይ ኢኻ ንስኻ’ስ ኣዛዝ ናይ ኣዘዝቲ
CHORUS
ጌና ክዝምር'የ ንዓኻ’ሲ ጌና
ወላ ይጽቐጡኒ ከም ከቢድ ደበና
ክዝምር'የ ኣነስ ንዓኻ’ሲ ጌና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና
ክውድሰካ'የ ብመዝሙር ምስጋና

