ዝጎድለኒ የብለይን
Lyrics
ኣኽራናት ብነድሮም እንተ ኣንቀጥቀጡ
ማያትን ኣፍላጋትን እንተ ተናወጹ
እቲ ሓያል ጅግና ምሳይ ካብ ሃልወ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
እግዚኣብሔር ጓሳየይ ኢዩ፡ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ
ኣብ ዘዕርፈሉ ማያት ይመርሓኒ
ካብ ጉድጋድ ኣናብስ ዘናግፍ ኣምላኽ
ካብ ሃልሃልታ ሓዊ ዘዉጽእ ኣምላኽ
ናይ ትኣምራት ኣምላኽ እየ ዘምላኽ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
እግዚኣብሔር ጓሳየይ ኢዩ፡ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ
ኣብ ዘዕርፈሉ ማያት ይመርሓኒ
ንሕዝቡ ኣብ በረኻ መና መጊቡ
ካብ ባሮት ሓያላት ሓራ ኣውጺኡ
ኣብ ናይ ተስፋ ቦታ ዘንብር ጎይታ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
እግዚኣብሔር ጓሳየይ ኢዩ፡ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ
ኣብ ዘዕርፈሉ ማያት ይመርሓኒ
ኩሉ ግዜ ኣብ መቅደስካ፡ ምስጋና
ኩሉ ግዜ ኣብ ኣጸድካ፡ ምስጋና
ኩሉ ግዜ ኣብ መቅደስካ፡ ምስጋና
ኩሉ ግዜ ኣብ ኣጸድካ፡ ምስጋና
ኣሎኒ ምስጋና ምስጋና ምስጋና፡ ምስጋና
ይግብኦ ስለ ዝኾነ ምስጋና፡ ምስጋና
ኣሎኒ ዕልልታ ዕልልታ ዕልልታ፡ ዕልልታ
ይግብኦ ስለ ዝኾነ ዕልልታ፡ ዕልልታ
ኣሎኒ ሸብሸባ ሸብሸባ ሸብሸባ፡ ሸብሸባ
ይግብኦ ስለ ዝኾነ ሸብሸባ፡ ሸብሸባ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዝጎድለኒ የብለይን
Zgodeleni Yebleyn
VERSE 1
ኣኽራናት ብነድሮም እንተ ኣንቀጥቀጡ
ማያትን ኣፍላጋትን እንተ ተናወጹ
እቲ ሓያል ጅግና ምሳይ ካብ ሃልወ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
CHORUS
እግዚኣብሔር ጓሳየይ ኢዩ፡ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ
ኣብ ዘዕርፈሉ ማያት ይመርሓኒ
VERSE 2
ካብ ጉድጋድ ኣናብስ ዘናግፍ ኣምላኽ
ካብ ሃልሃልታ ሓዊ ዘዉጽእ ኣምላኽ
ናይ ትኣምራት ኣምላኽ እየ ዘምላኽ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
CHORUS
እግዚኣብሔር ጓሳየይ ኢዩ፡ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ
ኣብ ዘዕርፈሉ ማያት ይመርሓኒ
VERSE 3
ንሕዝቡ ኣብ በረኻ መና መጊቡ
ካብ ባሮት ሓያላት ሓራ ኣውጺኡ
ኣብ ናይ ተስፋ ቦታ ዘንብር ጎይታ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
ዝጎድለኒ የብለይን ኣነ
CHORUS
እግዚኣብሔር ጓሳየይ ኢዩ፡ ዝጎድለኒ የብለይን
ኣብ ልሙዕ ሸኻ የውዕለኒ
ኣብ ዘዕርፈሉ ማያት ይመርሓኒ
OUTRO
ኩሉ ግዜ ኣብ መቅደስካ፡ ምስጋና
ኩሉ ግዜ ኣብ ኣጸድካ፡ ምስጋና
ኩሉ ግዜ ኣብ መቅደስካ፡ ምስጋና
ኩሉ ግዜ ኣብ ኣጸድካ፡ ምስጋና
ኣሎኒ ምስጋና ምስጋና ምስጋና፡ ምስጋና
ይግብኦ ስለ ዝኾነ ምስጋና፡ ምስጋና
ኣሎኒ ዕልልታ ዕልልታ ዕልልታ፡ ዕልልታ
ይግብኦ ስለ ዝኾነ ዕልልታ፡ ዕልልታ
ኣሎኒ ሸብሸባ ሸብሸባ ሸብሸባ፡ ሸብሸባ
ይግብኦ ስለ ዝኾነ ሸብሸባ፡ ሸብሸባ