ተመስገን እብለካ
Lyrics
ምእንታይ ክትብል ቁሪ ተወቃዕካ ፡
ምእንታይ ክትብል በዓቲ ሰፈርካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ምእንቲ ሕይወተይ መስቀልካ ዝጾርካ
ምእንቲ ሕይወተይ ርሑቅ ተጓዓዝካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ምእንቲ ሕይወተይ ብዙሕ ተሳቐኻ
ብሰሪ ሓጥያተይ ብዙሕ'ውን ወደቕኻ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ብሰሪ ክሕደተይ ኣብ ፍርዲ ቀረብካ
ብብዝሒ ክፍኣተይ ሓሞት'ውን ሰቴኻ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ምንታይ ክትብል ጎልጎልታ ደየብካ
ምእንታይ ክትብል ኣብ ቀራንዮ ሞይትካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመስገን እብለካ
Temesgen Ibleka
VERSE 1
ምእንታይ ክትብል ቁሪ ተወቃዕካ ፡
ምእንታይ ክትብል በዓቲ ሰፈርካ
CHORUS
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
VERSE 2
ምእንቲ ሕይወተይ መስቀልካ ዝጾርካ
ምእንቲ ሕይወተይ ርሑቅ ተጓዓዝካ
CHORUS
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
VERSE 3
ምእንቲ ሕይወተይ ብዙሕ ተሳቐኻ
ብሰሪ ሓጥያተይ ብዙሕ'ውን ወደቕኻ
CHORUS
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
VERSE 4
ብሰሪ ክሕደተይ ኣብ ፍርዲ ቀረብካ
ብብዝሒ ክፍኣተይ ሓሞት'ውን ሰቴኻ
CHORUS
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
VERSE 5
ምንታይ ክትብል ጎልጎልታ ደየብካ
ምእንታይ ክትብል ኣብ ቀራንዮ ሞይትካ
CHORUS
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ
ኦ ጎይታይ፡ ኦ ጎይታይ፡ ተመስገን እብለካ

