CHORUS
ዎ ኣምላኽ ስማዕ ጸሎተይ
ንድምጺ ምህለላይ ጽን በሎ
ትምልሽ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ
ምሕረትካ ኣብ ልዕለይ ኣብሎ
ዎ ኣምላኽ ርዳእ ሕዝብኻ
ብዓይኒ ምሕረት ጠምቶ