ጸጋኻ ሃበኒ
Lyrics
ድኹም ኢየ ኣነ ብዘይ ጸጋ ናትካ
መሓሪ ኣቦ ሃበኒ ምሕረትካ
እጽሊ ኣለኹ ኦ ጎይታ ስምዓኒ
ሓይሊ እደሊ ኣለኹ ኣበራትዓኒ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ካብ ሰራዊት ፈርዖን ሃዲመ ክወጽእ
ንስኻ ኢኻ ጎይታይ ንባሕሪ ትመቕል
ብሓይለይ እንተ ዝኸውን’ሲ ኣብኡ ምተረፍኩ
ብተኣምራትካ እየ ኣነ ዝደሓንኩ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ብሳላኻ'የ ጎይታይ ንኹሉ እሰግር
ካብ መከራይ ወጼ ብሰላም እነብር
ተስፋ ኣይቖርጽን'የ ምሳኻ ኣለኹ
ማናኻ ትህበኒ ወላ እንተ ጠመኹ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ከምቲ የማነይቲ ኢድካ እትድግፈኒ
ሎሚ'ውን ሴፍካ ኣልዕል ጎይታይ ርድኣኒ
ካባይ’ስ ክእለት የለን መጺኦም ጸላአተይ
ኣይትጨክነለይ ቐሪባ'ያ ሞተይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጸጋኻ ሃበኒ
Tsegaka Habeni
VERSE 1
ድኹም ኢየ ኣነ ብዘይ ጸጋ ናትካ
መሓሪ ኣቦ ሃበኒ ምሕረትካ
እጽሊ ኣለኹ ኦ ጎይታ ስምዓኒ
ሓይሊ እደሊ ኣለኹ ኣበራትዓኒ
CHORUS
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
VERSE 2
ካብ ሰራዊት ፈርዖን ሃዲመ ክወጽእ
ንስኻ ኢኻ ጎይታይ ንባሕሪ ትመቕል
ብሓይለይ እንተ ዝኸውን’ሲ ኣብኡ ምተረፍኩ
ብተኣምራትካ እየ ኣነ ዝደሓንኩ
CHORUS
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
VERSE 3
ብሳላኻ'የ ጎይታይ ንኹሉ እሰግር
ካብ መከራይ ወጼ ብሰላም እነብር
ተስፋ ኣይቖርጽን'የ ምሳኻ ኣለኹ
ማናኻ ትህበኒ ወላ እንተ ጠመኹ
CHORUS
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
VERSE 4
ከምቲ የማነይቲ ኢድካ እትድግፈኒ
ሎሚ'ውን ሴፍካ ኣልዕል ጎይታይ ርድኣኒ
ካባይ’ስ ክእለት የለን መጺኦም ጸላአተይ
ኣይትጨክነለይ ቐሪባ'ያ ሞተይ
CHORUS
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ
ጸጋኻ ሃበኒ ጎይታይ ጸጋኻ ኣሃሃይ
ሓይሊኻ ሃበኒ ጎይታይ ሓይልኻ ኣሃሃይ

