መሳልል ናይ ሰማይ
Lyrics
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
እቲ ስራሕኪ ኩሉ ንድሕነትና ኢዩ
እቲ ተግባርኪ እውን ኩሉ ህያው ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
ልመናኺ ኩሉ ተሰሚዑ’ዩ
እቲ ትሕትናኺ እውን ንጸልማት ቀሊዑ’ዩ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
ንኹሉ ጸገምና፡ ናባኺ ነቕርብ
ጸግዒ ናይ ድኹማት፡ ናባኺ ነማዕቆብ
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና ኢልና
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና ኢልና
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
ስለዚ ማርያምና ለምንልና ኢኺ
ናባኺ ንምሕጸን ኣሎና ደቅኺ
ማርያም ሓደራኺ ኣትጋደፍና
ብጸሎትኪ ኢና ካብ ኩሉ ድሒና
ማርያም ሓደራኺ ኣትጋደፍና
ብጸሎትኪ ኢና ካብ ኩሉ ድሒና
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
ናይ ከርስኺ ፍረ፡ ማርያም ቡሩኽ’ዩ
እቲ ለዋህ ከርስኺ፡ ሰፈር መድሓኒ’ዩ
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መሳልል ናይ ሰማይ
Mesall Nay Semay
CHORUS
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
VERSE 1
እቲ ስራሕኪ ኩሉ ንድሕነትና ኢዩ
እቲ ተግባርኪ እውን ኩሉ ህያው ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
ምስክር ጸሎትኪ ንዓና ምሕረት ኢዩ
CHORUS
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
VERSE 2
ልመናኺ ኩሉ ተሰሚዑ’ዩ
እቲ ትሕትናኺ እውን ንጸልማት ቀሊዑ’ዩ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
ዝና ክቡር ስምኪ ኣብ ዓለም ሰፊሑ
CHORUS
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
VERSE 3
ንኹሉ ጸገምና፡ ናባኺ ነቕርብ
ጸግዒ ናይ ድኹማት፡ ናባኺ ነማዕቆብ
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና ኢልና
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና ኢልና
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና
መሳልል ናይ ያዕቆብ፡ ኣማልድልና
CHORUS
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
VERSE 4
ስለዚ ማርያምና ለምንልና ኢኺ
ናባኺ ንምሕጸን ኣሎና ደቅኺ
ማርያም ሓደራኺ ኣትጋደፍና
ብጸሎትኪ ኢና ካብ ኩሉ ድሒና
ማርያም ሓደራኺ ኣትጋደፍና
ብጸሎትኪ ኢና ካብ ኩሉ ድሒና
CHORUS
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ
VERSE 5
ናይ ከርስኺ ፍረ፡ ማርያም ቡሩኽ’ዩ
እቲ ለዋህ ከርስኺ፡ ሰፈር መድሓኒ’ዩ
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
ኣማላድነትኪ ማርያም፡ ንኣምን ኣሎና
CHORUS
መሳልል ናይ ሰማይ ናብ ኣምላኽ ክንቀርብ
ማርያም ኢኺ ማርያም ናይ ሕይወትና ዋሕስ

