ኣበይ’የ ዝረኽበካ
Lyrics
ናባኻ ዘብለሉ ኣንፈተይ ዘይስሕተሉ
መዝሙረይ ዝቓንየሉ ልመናይ ዘስምዓሉ
ከቢረ'የ ብአኻ ኢየሱስ ዝሕጎሰሉ
ከቢረ'የ ብአኻ ኢየሱስ ዝሕጎሰሉ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
መንገድኻ ዝረኽበሉ ብተስፋ ዝኸደሉ
ብስጋኻን ደምካን ሕይወተይ ዝምግበሉ
መዓስ ኮን ይኸውን ኣፍ ደገኻ ዝበጽሓሉ
መዓስ ኮን ይኸውን ኣፍ ደገኻ ዝበጽሓሉ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
ናይ ምድሪ ግዝኣተይ ኩሉ ተወዲኡ
ናይ ዓለም ስንባተይ ግዚኡ በጺሑ
መዓልቲ ታሕጓሰይ እንሆ ወጊሑ
መዓልቲ ታሕጓሰይ እንሆ ወጊሑ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
ፍርድኻ እጽበ ተስፋይ ከይተሓለለ
ንኹሉ ገዲፈ ኣብ ቃልካ ተወኪለ
ኣብ ቅድመኻ እቀውም ንኹሉ ሰጊረ
ኣብ ቅድመኻ እቀውም ንኹሉ ሰጊረ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
ርድኣኒ ተቐበለኒ ኣብ ኩሉ ድኽመታተይ
ስምዓዮ ንድልየተይ ተቀበሎ መስዋዕተይ
ይቓኒ ኣለኹ ብድኹም መዝሙረይ
ይቓኒ ኣለኹ ብድኹም መዝሙረይ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣበይ’የ ዝረኽበካ
Abey Eye Zrekbeka
VERSE 1
ናባኻ ዘብለሉ ኣንፈተይ ዘይስሕተሉ
መዝሙረይ ዝቓንየሉ ልመናይ ዘስምዓሉ
ከቢረ'የ ብአኻ ኢየሱስ ዝሕጎሰሉ
ከቢረ'የ ብአኻ ኢየሱስ ዝሕጎሰሉ
CHORUS
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
VERSE 2
መንገድኻ ዝረኽበሉ ብተስፋ ዝኸደሉ
ብስጋኻን ደምካን ሕይወተይ ዝምግበሉ
መዓስ ኮን ይኸውን ኣፍ ደገኻ ዝበጽሓሉ
መዓስ ኮን ይኸውን ኣፍ ደገኻ ዝበጽሓሉ
CHORUS
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
VERSE 3
ናይ ምድሪ ግዝኣተይ ኩሉ ተወዲኡ
ናይ ዓለም ስንባተይ ግዚኡ በጺሑ
መዓልቲ ታሕጓሰይ እንሆ ወጊሑ
መዓልቲ ታሕጓሰይ እንሆ ወጊሑ
CHORUS
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
VERSE 4
ፍርድኻ እጽበ ተስፋይ ከይተሓለለ
ንኹሉ ገዲፈ ኣብ ቃልካ ተወኪለ
ኣብ ቅድመኻ እቀውም ንኹሉ ሰጊረ
ኣብ ቅድመኻ እቀውም ንኹሉ ሰጊረ
CHORUS
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ
VERSE 5
ርድኣኒ ተቐበለኒ ኣብ ኩሉ ድኽመታተይ
ስምዓዮ ንድልየተይ ተቀበሎ መስዋዕተይ
ይቓኒ ኣለኹ ብድኹም መዝሙረይ
ይቓኒ ኣለኹ ብድኹም መዝሙረይ
CHORUS
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣበይ’የ ዝረኽበካ ኣበይ’የ ዝርእየካ
ኣዝየ ይሕጎስ ብኽብሪ ገጽካ
ምስቶም ልኡኻትካ

