ልብን ኮላሊትን ትምርምር ኣምላኽ ኢኻ
Lyrics
ወዲ ሰብ ክፉእ ክንሱ ኩሉ ጽቡቕ ዝምነ
ብሕማቕ ተግባራቱ ወትሩ ምስ ደነነ
ኣብ ቅድሚ ፍርዲ ሰብ ንእከይ ካብ ኮነ
ኣንታ ልዑል ንዓኻ ኣሚነ ንዓኻ ኣሚነ
ሕልናይ ዝመኸረኒ ክገብር ወሲነ ክገብር ወሲነ
ለካ ሽዑ ተሰዊጥዎ በረኸትካ ልዕለይ ምስ ኣጽለለ
ጸጋኻ ቀቅድመይ ክሳጎም ምስ ረኣዩ ልቦም ተረትዐ
ተመስገን ጎይታ ትሑታት ክብሉ ድማ ልሳኖም ተሰምዐ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ከመስግን ኢየ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ክምስክር ኢየ
መን ድኣ`ዩ ፍትሒ ብዓመጽ ከውጽእ ዝህቅን
ንጹህ`የ ዝብል እምኒ ይደርቢ ዘይኮንካን ዝበልካ
ኣይትፍረድ እንድ`ዩ ዝብል ቃልካ
በደለይ ደኣ መዓስ ተኸዊሉ ካባኻ
ልብን ኮላሊትን ትምርምር ኣምላኽ ኢኻ (2)
ለካ ሽዑ ተሰዊጥዎ በረኸትካ ልዕለይ ምስ ኣጽለለ
ጸጋኻ ቀቅድመይ ክሳጎም ምስ ረኣዩ ልቦም ተረትዐ
ተመስገን ጎይታ ትሑታት ክብሉ ድማ ልሳኖም ተሰምዐ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ከመስግን ኢየ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ክምስክር ኢየ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ልብን ኮላሊትን ትምርምር ኣምላኽ ኢኻ
Lbn Kolalitn Tmrmr Amlak Ika
Verse 1
ወዲ ሰብ ክፉእ ክንሱ ኩሉ ጽቡቕ ዝምነ
ብሕማቕ ተግባራቱ ወትሩ ምስ ደነነ
ኣብ ቅድሚ ፍርዲ ሰብ ንእከይ ካብ ኮነ
ኣንታ ልዑል ንዓኻ ኣሚነ ንዓኻ ኣሚነ
ሕልናይ ዝመኸረኒ ክገብር ወሲነ ክገብር ወሲነ
Chorus
ለካ ሽዑ ተሰዊጥዎ በረኸትካ ልዕለይ ምስ ኣጽለለ
ጸጋኻ ቀቅድመይ ክሳጎም ምስ ረኣዩ ልቦም ተረትዐ
ተመስገን ጎይታ ትሑታት ክብሉ ድማ ልሳኖም ተሰምዐ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ከመስግን ኢየ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ክምስክር ኢየ
Verse 2
መን ድኣ`ዩ ፍትሒ ብዓመጽ ከውጽእ ዝህቅን
ንጹህ`የ ዝብል እምኒ ይደርቢ ዘይኮንካን ዝበልካ
ኣይትፍረድ እንድ`ዩ ዝብል ቃልካ
በደለይ ደኣ መዓስ ተኸዊሉ ካባኻ
ልብን ኮላሊትን ትምርምር ኣምላኽ ኢኻ (2)
Chorus
ለካ ሽዑ ተሰዊጥዎ በረኸትካ ልዕለይ ምስ ኣጽለለ
ጸጋኻ ቀቅድመይ ክሳጎም ምስ ረኣዩ ልቦም ተረትዐ
ተመስገን ጎይታ ትሑታት ክብሉ ድማ ልሳኖም ተሰምዐ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ከመስግን ኢየ
ኦ ጎይታይ ፍቕርኻ ስዒሩ ኣነ ውን ክምስክር ኢየ

