Verse 1
ወዲ ሰብ ክፉእ ክንሱ ኩሉ ጽቡቕ ዝምነ
ብሕማቕ ተግባራቱ ወትሩ ምስ ደነነ
ኣብ ቅድሚ ፍርዲ ሰብ ንእከይ ካብ ኮነ
ኣንታ ልዑል ንዓኻ ኣሚነ ንዓኻ ኣሚነ
ሕልናይ ዝመኸረኒ ክገብር ወሲነ ክገብር ወሲነ