ጎይታይ ጸሎተይ ስምዓዮ
Lyrics
ጎይታየ ጸሎተይ ስምዓዮ
ንምህለላይ ውን ጽን በሎ
መንፈሰይ ከይርበሽ ልበይ ከይስንብድ
ብመንገድኻ ምርሓኒ ደድሕሬኻ ክኸይድ
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
እዛ ነብሰይ ኩሉ ግዜ ናባኻ ትውከል
ኣንጊሃ ትጽበየካ ሳህልኻ ክትቅበል
ዘርግሓየን የእዳውካ ካብ ላዕሊ
ኣዝንቦ እቲ ምሕረት ምስ ሳህሊ
እቲ ምሕረት ምስ ሳህሊ
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
እቶም እከይ ዝሓስቡ ክጠልሙ
እቶም ሰብ ሰናይ ድማ ክልምልሙ
ብሰንኪ ኣበሳይ ጸላአተይ ከጽብቡለይ
ኣቦየ ግን ንስኻ ሓጎሰይ ንስኻ ሰላመይ
ኣምላኸይ ግን ንስኻ ብርሃነይ ንስኻ ቀንዴለይ
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
የዒንትኻ ኣምላኸይ ኣብ ኩሉ ስፍራ እየን
ንዕቡያትን ሰናያትን የቓምቶኦም እየን
ንዓይ ውን ጠምተኒ ንረዲኤትካ እጽበ
ብሽግርን ኣበሳን እየ ተኸቢበ (2)
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጎይታይ ጸሎተይ ስምዓዮ
Goytay Tselotey Smayo
VERSE 1
ጎይታየ ጸሎተይ ስምዓዮ
ንምህለላይ ውን ጽን በሎ
መንፈሰይ ከይርበሽ ልበይ ከይስንብድ
ብመንገድኻ ምርሓኒ ደድሕሬኻ ክኸይድ
CHORUS
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
VERSE 2
እዛ ነብሰይ ኩሉ ግዜ ናባኻ ትውከል
ኣንጊሃ ትጽበየካ ሳህልኻ ክትቅበል
ዘርግሓየን የእዳውካ ካብ ላዕሊ
ኣዝንቦ እቲ ምሕረት ምስ ሳህሊ
እቲ ምሕረት ምስ ሳህሊ
CHORUS
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
VERSE 3
እቶም እከይ ዝሓስቡ ክጠልሙ
እቶም ሰብ ሰናይ ድማ ክልምልሙ
ብሰንኪ ኣበሳይ ጸላአተይ ከጽብቡለይ
ኣቦየ ግን ንስኻ ሓጎሰይ ንስኻ ሰላመይ
ኣምላኸይ ግን ንስኻ ብርሃነይ ንስኻ ቀንዴለይ
CHORUS
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)
VERSE 4
የዒንትኻ ኣምላኸይ ኣብ ኩሉ ስፍራ እየን
ንዕቡያትን ሰናያትን የቓምቶኦም እየን
ንዓይ ውን ጠምተኒ ንረዲኤትካ እጽበ
ብሽግርን ኣበሳን እየ ተኸቢበ (2)
CHORUS
ጌና(4) ኣምላኸይ ተስፋ ኣይቆርጽን እየ
ተግባር ኢድካ እናሓሰብኩ እወ ክልምን እየ
እወ ኣእዳወይ ዘርጊሐ ኣነ ክልምን እየ
ብምዱብ ግዜ ከም ትምልስ የሱሰይ ይኣምን እየ(2)