ንጽሕቲ ድንግል
Lyrics
ናይ ድሕነት መሳልል ንደቂ ኣዳም
ንኹሉ ፍጡር ዝኾነት ተስፋ ሰላም
ምልእተ ጸጋ ብሓቂ ድንግል ማርያም
ንዓለም ዘበሰረት ብወዳ ሰላም
ንጽሕቲ ድንግል ዝተሓርየት
እዝዝቲ ፍጥረት ዝኸበረት
ርሕርሕቲ እኖ ወዳ ዝበጀወት(2)
ካብ ሰብን መልኣኽትን ዝበለጸት
ዓራቂ ኩሉ መድሓኒ ወላደት
ንኹሎም ፍጡራት ብፍቅሪ ዘማለደት
ማርያም እያ እታ ዝተቀደሰት
መሳልል ካብ ታሕቲ ንላዕሊ
ሕሪቲ ካብ ኩለን ኣንስቲ
ፈላጢት ሕድሪ ናይ ልዑል ፈጣሪ(2)
ንኽትሕልወና ንዑ ንለምና
ንኸተፍቅረና ኣዴና ንበላ
ንኸተኽብረና ክብርን ውዳሴን ንሃባ
ንኽትሰምዓና ንጹሕ ልቢ ንሃባ
ልክዕ ከምቲ መርዓ ቃና ናይ ገሊላ
ብኣማላድነታ ተኣምር ፈጺማ
ሕጂ እውን ከምኡ ተረኺባ ኣብ ሞንጎና
ንጸውዓያ ምስ ኣቦ ክትዓርቀና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንጽሕቲ ድንግል
Nitsihti Ade
VERSE 1
ናይ ድሕነት መሳልል ንደቂ ኣዳም
ንኹሉ ፍጡር ዝኾነት ተስፋ ሰላም
ምልእተ ጸጋ ብሓቂ ድንግል ማርያም
ንዓለም ዘበሰረት ብወዳ ሰላም
CHORUS
ንጽሕቲ ድንግል ዝተሓርየት
እዝዝቲ ፍጥረት ዝኸበረት
ርሕርሕቲ እኖ ወዳ ዝበጀወት(2)
VERSE 2
ካብ ሰብን መልኣኽትን ዝበለጸት
ዓራቂ ኩሉ መድሓኒ ወላደት
ንኹሎም ፍጡራት ብፍቅሪ ዘማለደት
ማርያም እያ እታ ዝተቀደሰት
CHORUS
መሳልል ካብ ታሕቲ ንላዕሊ
ሕሪቲ ካብ ኩለን ኣንስቲ
ፈላጢት ሕድሪ ናይ ልዑል ፈጣሪ(2)
VERSE 3
ንኽትሕልወና ንዑ ንለምና
ንኸተፍቅረና ኣዴና ንበላ
ንኸተኽብረና ክብርን ውዳሴን ንሃባ
ንኽትሰምዓና ንጹሕ ልቢ ንሃባ
Verse
ልክዕ ከምቲ መርዓ ቃና ናይ ገሊላ
ብኣማላድነታ ተኣምር ፈጺማ
ሕጂ እውን ከምኡ ተረኺባ ኣብ ሞንጎና
ንጸውዓያ ምስ ኣቦ ክትዓርቀና