ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ
Lyrics
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
ክሓስብ ከለኹ ንበይነይ
ይገርመኒ ሓልዮትካ ኣብ ልዕለይ
ንስኻ ፍሉይ ኢኻ ኣብ ሂወተይ
ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ ኣብ ሂወተይ(2)
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
ክጥምት ከለኹ ነቲ መስቀል
ይራየኒ ፍቅርኻ ክግለጽ
ንስኻ ፍቅሪ ኢኻ ኣብ ልዕለይ
ኢየሱስ ፍቅሪ ኢኻ ኣብ ልዕለይ(2)
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
ክዝክሮ መንገዲ ቀራንዮ
ከስተንትኖ ነቲ ናትካ ዕዮ
ንስኻ መድሕን ኢኻ ናይ ልበይ
ኢየሱስ መድሕን ኢኻ ናይ ሂወተይ(2)
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ
Fluy Ika Fluy
CHORUS
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
VERSE 1
ክሓስብ ከለኹ ንበይነይ
ይገርመኒ ሓልዮትካ ኣብ ልዕለይ
ንስኻ ፍሉይ ኢኻ ኣብ ሂወተይ
ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ ኣብ ሂወተይ(2)
CHORUS
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
VERSE 2
ክጥምት ከለኹ ነቲ መስቀል
ይራየኒ ፍቅርኻ ክግለጽ
ንስኻ ፍቅሪ ኢኻ ኣብ ልዕለይ
ኢየሱስ ፍቅሪ ኢኻ ኣብ ልዕለይ(2)
CHORUS
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)
VERSE 3
ክዝክሮ መንገዲ ቀራንዮ
ከስተንትኖ ነቲ ናትካ ዕዮ
ንስኻ መድሕን ኢኻ ናይ ልበይ
ኢየሱስ መድሕን ኢኻ ናይ ሂወተይ(2)
CHORUS
ፍሉይ ኢኻ ፍሉይ ጉሩም ኢኻ ጉሩም
ኢየሱስ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ኢኻ ለዋህ(2)