ምሳኻ ሕሸኒ
Lyrics
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ(2)
ንኑኡስ ባርያኻ ህያው ፈቃር ኢኻ
ይሕሊፍካ ዘይትህብ ንዘኽታም ውሉድካ(2)
ጸግዒ ንዘይብሉ ደገፉ ንስኻ
ኣቦ ናይ ውጹዓት ኢየሱስ የለን ከማኻ
ኢየሱስ የለን ከማኻ ዝመስል ንዓኻ
ኣሚነ ኢለ እንተ ዘሚረ
ዘይ ንዓኻ'የ ዓው ኢለ ዓሊለ ዓው ኢለ ጨዲረ
እንታይ ድዩ ወሪድዎም እቶም ዓበይቲ ወረጃ
ሕይወተይ ንሞት ብእምነታ ክፈርድዋ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ(2)
ንኑኡስ ባርያኻ ህያው ፈቃር ኢኻ
ይሕሊፍካ ዘይትህብ ንዘኽታም ውሉድካ(2)
ጸግዒ ንዘይብሉ ደገፉ ንስኻ
ኣቦ ናይ ውጹዓት ኢየሱስ የለን ከማኻ
ኢየሱስ የለን ከማኻ ዝመስል ንዓኻ
ኣሚነ ኢለ እንተ ዘሚረ
ዘይ ንዓኻ'የ ዓው ኢለ ዓሊለ ዓው ኢለ ጨዲረ
እንታይ ድዩ ወሪድዎም እቶም ዓበይቲ ወረጃ
ሕይወተይ ንሞት ብእምነታ ክፈርድዋ(2)
ጎይታይ ሓይሉ'ዩ ይምበር ንዘልኣለም ይኽበር
ንሱ'ዩ ኣልፋ ንሱ'ዩ ኦመጋ
ኣነ ኣይነብርን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ
ኢየሱስ'ዩ ሓይለይ ናይ ሕይወተይ ዋልታ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሳኻ ሕሸኒ
Msaka Hsheni
Chorus
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ(2)
Verse
ንኑኡስ ባርያኻ ህያው ፈቃር ኢኻ
ይሕሊፍካ ዘይትህብ ንዘኽታም ውሉድካ(2)
ጸግዒ ንዘይብሉ ደገፉ ንስኻ
ኣቦ ናይ ውጹዓት ኢየሱስ የለን ከማኻ
ኢየሱስ የለን ከማኻ ዝመስል ንዓኻ
VERSE 2
ኣሚነ ኢለ እንተ ዘሚረ
ዘይ ንዓኻ'የ ዓው ኢለ ዓሊለ ዓው ኢለ ጨዲረ
እንታይ ድዩ ወሪድዎም እቶም ዓበይቲ ወረጃ
ሕይወተይ ንሞት ብእምነታ ክፈርድዋ(2)
CHORUS
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ምሳኻ ሕሸኒ ምሳኻ(2)
ምሳኻ ሕሸኒ ጎይታየ ኣብ ቤትካ(2)
Verse
ንኑኡስ ባርያኻ ህያው ፈቃር ኢኻ
ይሕሊፍካ ዘይትህብ ንዘኽታም ውሉድካ(2)
ጸግዒ ንዘይብሉ ደገፉ ንስኻ
ኣቦ ናይ ውጹዓት ኢየሱስ የለን ከማኻ
ኢየሱስ የለን ከማኻ ዝመስል ንዓኻ
Verse
ኣሚነ ኢለ እንተ ዘሚረ
ዘይ ንዓኻ'የ ዓው ኢለ ዓሊለ ዓው ኢለ ጨዲረ
እንታይ ድዩ ወሪድዎም እቶም ዓበይቲ ወረጃ
ሕይወተይ ንሞት ብእምነታ ክፈርድዋ(2)
Outro
ጎይታይ ሓይሉ'ዩ ይምበር ንዘልኣለም ይኽበር
ንሱ'ዩ ኣልፋ ንሱ'ዩ ኦመጋ
ኣነ ኣይነብርን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ
ኢየሱስ'ዩ ሓይለይ ናይ ሕይወተይ ዋልታ(2)