ጸሎት ሃይማኖት
Lyrics
ሰማይን ምድርን ዝረኤን ዘይረኤን ዝፈጠረ
ኩሉ ብዝሓዘ እግዚኣብሄር ኣብ ነኣምን
ዓለም ከይተፈጥረ ምስኡ ህሉው ዝኾነ
ብሓደ ወዱ ንኣብ ጎይታ እየሱስ ንኣምን
ኣሜን ንኣምን ጎይታ ነዓኻ
ገዛኢ ኩሉ ዓለም ንስኻ በይንኻ
ብዘይ በኣኻ ዝኸውን ሓደ ነገር የልቦን
ጸጋ ሃበና ጎይታ ጽባሕ ኣብ ቅድሜኻ ከይንደንን
እየሱስ ብርሃን እዩ ካብ ብርሃን እዩ
እየሱስ ኡነተኛ ኣምላክ ካብ ኡነተኛ ኣምላኽ እዩ
ዝተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ
ብመለኮቱ ምስ ኣብ ማዕረ ዝኾነ ኩሉ ቡኡ ዝኾነ እዩ
ብዘይ ብእኡ ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ዝኾነ የልቦን
ምእንታና ምእንቲ ድሕነት ሰብ ካብ ሰማይ ዝወረደ
ብናይ መንፈስ ቅዱስ ስራሕ ዝተጠነሰ
እንካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ስጋ ለቢሱ ሰብ ኮነ
ብዘመን ጲላጦስ ፔንጤናዊ ምእንታና ዝተሳቀየ
ብሳልሰይቲ መዓልቲ ካብ ሙታን ዝተስኤ
ንሕያዋን ንሙታን ክፈርድ ብኽብሪ ክመጽእ እዩ
ሰመያዊ መንግስቱ ውን መወዳአታ የብሉን
ምስ ኣብን ወልድን ሕብረት ዘለዎ
መንፈስ ቅዱስ ውን ንኣምን
ብሓንቲ ቅድስቲ ቤት ክርስትያን ንኣምን
ንስርየት ሓጥያት ዝተሰረተ ጥምቀት ንኣምን
ብትንሳኤ ሙታን ብዝመጽእ
ናይ ዘልኣለም ሂወት ተስፋ ንገብር
ብዝመጽእ ናይ ዘልኣለም ሂወት ተስፋ ንገብር (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጸሎት ሃይማኖት
Tselot Haymanot
VERSE 1
ሰማይን ምድርን ዝረኤን ዘይረኤን ዝፈጠረ
ኩሉ ብዝሓዘ እግዚኣብሄር ኣብ ነኣምን
ዓለም ከይተፈጥረ ምስኡ ህሉው ዝኾነ
ብሓደ ወዱ ንኣብ ጎይታ እየሱስ ንኣምን
VERSE 2
ኣሜን ንኣምን ጎይታ ነዓኻ
ገዛኢ ኩሉ ዓለም ንስኻ በይንኻ
ብዘይ በኣኻ ዝኸውን ሓደ ነገር የልቦን
ጸጋ ሃበና ጎይታ ጽባሕ ኣብ ቅድሜኻ ከይንደንን
VERSE 3
እየሱስ ብርሃን እዩ ካብ ብርሃን እዩ
እየሱስ ኡነተኛ ኣምላክ ካብ ኡነተኛ ኣምላኽ እዩ
ዝተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ
ብመለኮቱ ምስ ኣብ ማዕረ ዝኾነ ኩሉ ቡኡ ዝኾነ እዩ
VERSE 4
ብዘይ ብእኡ ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ዝኾነ የልቦን
ምእንታና ምእንቲ ድሕነት ሰብ ካብ ሰማይ ዝወረደ
ብናይ መንፈስ ቅዱስ ስራሕ ዝተጠነሰ
እንካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ስጋ ለቢሱ ሰብ ኮነ
VERSE 5
ብዘመን ጲላጦስ ፔንጤናዊ ምእንታና ዝተሳቀየ
ብሳልሰይቲ መዓልቲ ካብ ሙታን ዝተስኤ
ንሕያዋን ንሙታን ክፈርድ ብኽብሪ ክመጽእ እዩ
ሰመያዊ መንግስቱ ውን መወዳአታ የብሉን
Verse
ምስ ኣብን ወልድን ሕብረት ዘለዎ
መንፈስ ቅዱስ ውን ንኣምን
ብሓንቲ ቅድስቲ ቤት ክርስትያን ንኣምን
ንስርየት ሓጥያት ዝተሰረተ ጥምቀት ንኣምን
ብትንሳኤ ሙታን ብዝመጽእ
ናይ ዘልኣለም ሂወት ተስፋ ንገብር
ብዝመጽእ ናይ ዘልኣለም ሂወት ተስፋ ንገብር (2)