ዘማሪ'ዩ ስመይ
Lyrics
ዘማሪ'ዩ ስመይ ንወንጌልካ ዘበስር ፡ ዘማር'ዩ ስመይ ከመስግን ኣምላኸይ
ዘማር'ዩ ስመይ ንስሌኻ ዝዝምር ፡ ዘማር'ዩ ስመይ ንዓኻ ዝኸውን
እታ ኣብ ጥምቐተይ ዝሃብካኒ ሽምዓ
እንሆ ብበረኸትካስ ደሚቓ ኣጉላዕሊዓ(2)
ብጸጋኻ ስለ ተዓቢ
ካብቶም ብርህ ራኢ ዘለዎም ሕዝቢ
ካብቶም ንዓኻ ዝፈርሁ ገንኢ ኣውጺእካኒ
ከመይ ንስኻ (2) ኣምላኸይ ፡ ቆልዓ ከለኹ ኣመና ንእሽተይ
ተሳልየኒ ኣብ ጉዕዞ (2) ሕይወተይ ፡ ክበጽሕ ኣብ ዘልዓለም ቤተይ(2)
ጎይታ ሰላመይ ጎይታ ዕረፍተይ(4)
ጎይታ ሰላመይ ጎይታ ዕረፍተይ(4)
ንሰብ እካ ኣፍቂረ ፍቅሩ ዝውዳእ
ንሰብ እካ ኣሚነ ልቡ ዝሕባእ(2)
የግዳስ የግዳስ 'ቲ ምስጋናይ ካብኡ ዝምንጩ
ዘይናተይ ዘይናተይ ሒዘ ይግስግስ ከይህሉ(2)
ብርሃንካ ኣብርሃለይ ብመንገድኻ ክህሉ
ዘማሪ'ዩ ስመይ ንወንጌልካ ዘበስር ፡ ዘማር'ዩ ስመይ ከመስግን ኣምላኸይ
ዘማር'ዩ ስመይ ንስሌኻ ዝዝምር ፡ ዘማር'ዩ ስመይ ንዓኻ ዝኸውን
ናይ እግዚኣብሔር'የ ኣሃሃ(2)
ናይ እግዚኣብሔር'የ ኣሃሃ
ናይ እግዚኣብሔር'የ ኣሃሃ
ናቱ'የ ...ናቱ'ዩ
ብምሉእ ልበይ ከፍቅሮ ዝጽዕር
ምሕረቱ ናባይ ናብ ሓጥእ ዝበዝሕ
ናብ ንስሓ ዝዕድመኒ
ወትሩ ከይሰልከ'የ
ዕድለኛየ....
ብእምነተይ ሓልዮት ረኺበ..
ስለዝስ ግቡእ'ዩ
ከመስግን ከመስግን ተሓደርኩ
ውሬታ'ዩ ውሬታ'ዩ
ውዕለተይ ተዘንተኹ
ብዝተገብረለይ ምስጋና ተወደስኩ (2)..ሁ
ነውሪ ኣይኮነን ንዕኡ'የ ዘመስገንኩ
ብዝተገብረልና ምስጋና ተወደስና (2)...ሁ
ነውሪ ኣይኮነን ንዕኡ'የ ዘመስገንኩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዘማሪ'ዩ ስመይ
Zemari Eyu Smey
Chorus
ዘማሪ'ዩ ስመይ ንወንጌልካ ዘበስር ፡ ዘማር'ዩ ስመይ ከመስግን ኣምላኸይ
ዘማር'ዩ ስመይ ንስሌኻ ዝዝምር ፡ ዘማር'ዩ ስመይ ንዓኻ ዝኸውን
Verse
እታ ኣብ ጥምቐተይ ዝሃብካኒ ሽምዓ
እንሆ ብበረኸትካስ ደሚቓ ኣጉላዕሊዓ(2)
VERSE 2
ብጸጋኻ ስለ ተዓቢ
ካብቶም ብርህ ራኢ ዘለዎም ሕዝቢ
ካብቶም ንዓኻ ዝፈርሁ ገንኢ ኣውጺእካኒ
Verse
ከመይ ንስኻ (2) ኣምላኸይ ፡ ቆልዓ ከለኹ ኣመና ንእሽተይ
ተሳልየኒ ኣብ ጉዕዞ (2) ሕይወተይ ፡ ክበጽሕ ኣብ ዘልዓለም ቤተይ(2)
VERSE 3

VERSE 5
ናይ እግዚኣብሔር'የ ኣሃሃ(2)
ናይ እግዚኣብሔር'የ ኣሃሃ
ናይ እግዚኣብሔር'የ ኣሃሃ
ናቱ'የ ...ናቱ'ዩ
Verse
ብምሉእ ልበይ ከፍቅሮ ዝጽዕር
ምሕረቱ ናባይ ናብ ሓጥእ ዝበዝሕ
ናብ ንስሓ ዝዕድመኒ
ወትሩ ከይሰልከ'የ
ዕድለኛየ....
ብእምነተይ ሓልዮት ረኺበ..
Verse
ስለዝስ ግቡእ'ዩ
ከመስግን ከመስግን ተሓደርኩ
ውሬታ'ዩ ውሬታ'ዩ
ውዕለተይ ተዘንተኹ
ብዝተገብረለይ ምስጋና ተወደስኩ (2)..ሁ
ነውሪ ኣይኮነን ንዕኡ'የ ዘመስገንኩ
ብዝተገብረልና ምስጋና ተወደስና (2)...ሁ
ነውሪ ኣይኮነን ንዕኡ'የ ዘመስገንኩ