ክዝምር ንኽብርኻ
Lyrics
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
ተግባርካ ክገልጾ ንምሉእ ዕለተይ
ብምሉእ ሓይለይ ስልጣን ሕልፈተይ
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
ክጥምት ታሕቲ ወንገልካ ክኸውን
ክገልጾ ሓይልኻ ክብደት ናይቲ ዛንታ
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
ኣምላኸይ ተመስገን ብሰማይ ብምድሪ
ክብሪ ነዓኻ ንዘልኣልም ኣለም
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
ስለዚ ኣሕዋተይ ኩላትና ሓቢርና
ንማዕቆብ ናብ ጎይታ ናብቲ ዘድሓነና
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክዝምር ንኽብርኻ
Kzmr Nkbrka
CHORUS
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
VERSE 1
ተግባርካ ክገልጾ ንምሉእ ዕለተይ
ብምሉእ ሓይለይ ስልጣን ሕልፈተይ
CHORUS
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
VERSE 2
ክጥምት ታሕቲ ወንገልካ ክኸውን
ክገልጾ ሓይልኻ ክብደት ናይቲ ዛንታ
CHORUS
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
VERSE 3
ኣምላኸይ ተመስገን ብሰማይ ብምድሪ
ክብሪ ነዓኻ ንዘልኣልም ኣለም
CHORUS
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)
VERSE 4
ስለዚ ኣሕዋተይ ኩላትና ሓቢርና
ንማዕቆብ ናብ ጎይታ ናብቲ ዘድሓነና
Chorus
ሃሌ ሃሌ-ሉያ ናበልኩ ክዝምር
ንኽብርኻ ጎይታ አወ ንኽብርኻ ጎይታ(2)