ፍቅራዊት ኣደ
Lyrics
ማርያም እናበልና ብሓባር ኩልና
ብኣምላኽ ንተሓጐስ ሃሌ ሉያ እናበልና
ሎሚ ካብ ሱር እሰይ ዕንባባ ዓንቢቡልና
ሓጢኣት ኣዳም ዘይበጽሓ ካብ ተወልደትልና
ንልዑል ፈጣሪ ነመስግን ሓቢርና
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ናይ ፍቕሪ ትሕትና ምንጪ ዝኾንክና
ምእንቲ ወድኺ ብፍቕሪ ምልእና
ልብኺ ኣብርህልና ተስፋ ክኾነና
ንኸይንወድቕሲ መስቀል ወድኺ ኣሎና
ንስኺ'ውን ከምኡ ንዒ ኣማልድልና
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ኣምላኽ ሓርዩኪ መን'ዩ ዝጸልኣኪ
እንታዋይ ፍጡር ኣሎ ዝመሳሰል ምሳኺ
ኣየናይ ፍጡርኪ ብጥራሽ ዘይፈልጠኪ
ነዝስ እንታይ ክብል እንታይ ክምልሰልኪ
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ብኹሉ ከቢርኪ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ክዝምር ጀመርኩ መንፈሰይ ኣብሪሀ
ንዓኺ ክውድስ ምስ ሰባት ሓቢረ
ዘይክእል ኮይነ እንበር ፍቕርኺ ኣሳዊረ
ኣብ ትሕቲ ዕጸ መስቀል ንዓኺ ዘኪረ
ሃልሃልት ፍቕርኪ ኣብ ልበይ ኣስፊፈ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቅራዊት ኣደ
Fqrawit ade
VERSE 1
ማርያም እናበልና ብሓባር ኩልና
ብኣምላኽ ንተሓጐስ ሃሌ ሉያ እናበልና
ሎሚ ካብ ሱር እሰይ ዕንባባ ዓንቢቡልና
ሓጢኣት ኣዳም ዘይበጽሓ ካብ ተወልደትልና
ንልዑል ፈጣሪ ነመስግን ሓቢርና
CHORUS
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
VERSE 2
ናይ ፍቕሪ ትሕትና ምንጪ ዝኾንክና
ምእንቲ ወድኺ ብፍቕሪ ምልእና
ልብኺ ኣብርህልና ተስፋ ክኾነና
ንኸይንወድቕሲ መስቀል ወድኺ ኣሎና
ንስኺ'ውን ከምኡ ንዒ ኣማልድልና
CHORUS
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
VERSE 3
ኣምላኽ ሓርዩኪ መን'ዩ ዝጸልኣኪ
እንታዋይ ፍጡር ኣሎ ዝመሳሰል ምሳኺ
ኣየናይ ፍጡርኪ ብጥራሽ ዘይፈልጠኪ
ነዝስ እንታይ ክብል እንታይ ክምልሰልኪ
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ብኹሉ ከቢርኪ
CHORUS
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
VERSE 4
ክዝምር ጀመርኩ መንፈሰይ ኣብሪሀ
ንዓኺ ክውድስ ምስ ሰባት ሓቢረ
ዘይክእል ኮይነ እንበር ፍቕርኺ ኣሳዊረ
ኣብ ትሕቲ ዕጸ መስቀል ንዓኺ ዘኪረ
ሃልሃልት ፍቕርኪ ኣብ ልበይ ኣስፊፈ
CHORUS
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ
ፍቅራዊት ኣደ ምስ ወድኺ መድሓኒ
ክንጸንዕ ክድልድል ጸጋኪ ኣልብስኒ