Loading Projector Mode…
VERSE 1
ማርያም እናበልና ብሓባር ኩልና
ብኣምላኽ ንተሓጐስ ሃሌ ሉያ እናበልና
ሎሚ ካብ ሱር እሰይ ዕንባባ ዓንቢቡልና
ሓጢኣት ኣዳም ዘይበጽሓ ካብ ተወልደትልና
ንልዑል ፈጣሪ ነመስግን ሓቢርና