ኣብቲ መጋባእያ
Lyrics
ኣብቲ መጋባእያ ከም ሓጥእ በዳሊ
ከም ርኹስ ሰራቂ ዝምስክር እወ ኣይነበረን
ነዓኻ ዝሓሊ ዘዉጽኦ እቲ ሓቂ
እቶም ዝተማሓሩ ሕሙማት ድውያት ሓጋባት ጠዋያት
እቶም ዝተኸፍተሎም የዒንቶም ከፊትካ ብርሃን ዝሃብካዬም
ኣይነበሩን ድዬም ኩላቶም ስቀሎ (3)
ክርስቶስ ጎይታይ ግና ምእንቲ ድሕነተይ ንኹሉ ትቅበሎ
ኣብቲ ዕጸ መስቀል ርእየዬ ጎይታየ ፍቅርኻ
መግረፍትን ስቃይን ናባኻ
ምእንታይ እዩ ኔሩ ምትሳእ ምውዳቅካ ሃሃ . . .
ሕጂ ውን ሓጥእየ መሓረኒ ኢኻ ሃሃ . . .
ክሕሰብ ዘይከኣል ጎይታየ ኣብ ልዕለይ
ምሕረት ኣፍስስ ኢኻ በጃኻ(4)
ምስ ኩሉ ድኻመይ
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ(2)
ኪኢልካኒ (9)
ኣምላኸይ ንስኻ ብፍቅሪ ተደሪኽካ
ሕደገሎም ደቀይ እዮም ኢልካ
ሕደገሎም ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም (2)
ዎ. . ኣምላኽ ርድኣኒ
ምእንቲ ስቅያትካን ሕማማትካን መሓረኒ (2)
ኣብቲ ዕጸ መስቀል ርእየዬ ጎይታየ ፍቅርኻ
መግረፍትን ስቃይን ናባኻ
ምእንታይ እዩ ኔሩ ምትሳእ ምውዳቅካ ሃሃ . . .
ሕጂ ውን ሓጥእየ መሓረኒ ኢኻ ሃሃ . . .
ክሕሰብ ዘይከኣል ጎይታየ ኣብ ልዕለይ
ምሕረት ኣፍስስ ኢኻ በጃኻ(4)
ምእንታይ እዩ ኔሩ ኣኽሊል እሾኽ
ምእንታይ እዩ ኔሩ እቲ በሊሕ ምስማር
ምእንታይ እዩ ኔሩ ኲናት ምውጋእ
ብሓቂ ርእየዮ ጎይታየ ፍቕርካ
ምእንታይ ዝሞትካ ክነብር እየ ነዓኻ (2)
ምስ ኩሉ ድኻመይ
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ(2)
ኪኢልካኒ (9)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብቲ መጋባእያ
Abti Megabeaya
VERSE 1
ኣብቲ መጋባእያ ከም ሓጥእ በዳሊ
ከም ርኹስ ሰራቂ ዝምስክር እወ ኣይነበረን
ነዓኻ ዝሓሊ ዘዉጽኦ እቲ ሓቂ
እቶም ዝተማሓሩ ሕሙማት ድውያት ሓጋባት ጠዋያት
እቶም ዝተኸፍተሎም የዒንቶም ከፊትካ ብርሃን ዝሃብካዬም
ኣይነበሩን ድዬም ኩላቶም ስቀሎ (3)
ክርስቶስ ጎይታይ ግና ምእንቲ ድሕነተይ ንኹሉ ትቅበሎ
Chorus
ኣብቲ ዕጸ መስቀል ርእየዬ ጎይታየ ፍቅርኻ
መግረፍትን ስቃይን ናባኻ
ምእንታይ እዩ ኔሩ ምትሳእ ምውዳቅካ ሃሃ . . .
ሕጂ ውን ሓጥእየ መሓረኒ ኢኻ ሃሃ . . .
ክሕሰብ ዘይከኣል ጎይታየ ኣብ ልዕለይ
ምሕረት ኣፍስስ ኢኻ በጃኻ(4)
CHORUS
ምስ ኩሉ ድኻመይ
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ(2)
ኪኢልካኒ (9)
VERSE 2
ኣምላኸይ ንስኻ ብፍቅሪ ተደሪኽካ
ሕደገሎም ደቀይ እዮም ኢልካ
ሕደገሎም ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም (2)
VERSE 3
ዎ. . ኣምላኽ ርድኣኒ
ምእንቲ ስቅያትካን ሕማማትካን መሓረኒ (2)
CHORUS
ኣብቲ ዕጸ መስቀል ርእየዬ ጎይታየ ፍቅርኻ
መግረፍትን ስቃይን ናባኻ
ምእንታይ እዩ ኔሩ ምትሳእ ምውዳቅካ ሃሃ . . .
ሕጂ ውን ሓጥእየ መሓረኒ ኢኻ ሃሃ . . .
ክሕሰብ ዘይከኣል ጎይታየ ኣብ ልዕለይ
ምሕረት ኣፍስስ ኢኻ በጃኻ(4)
VERSE 4
ምእንታይ እዩ ኔሩ ኣኽሊል እሾኽ
ምእንታይ እዩ ኔሩ እቲ በሊሕ ምስማር
ምእንታይ እዩ ኔሩ ኲናት ምውጋእ
ብሓቂ ርእየዮ ጎይታየ ፍቕርካ
ምእንታይ ዝሞትካ ክነብር እየ ነዓኻ (2)
CHORUS
ምስ ኩሉ ድኻመይ
ምስ ኩሉ ሓጥያተይ(2)
ኪኢልካኒ (9)