Loading Projector Mode…
VERSE 1
ኣብቲ መጋባእያ ከም ሓጥእ በዳሊ
ከም ርኹስ ሰራቂ ዝምስክር እወ ኣይነበረን
ነዓኻ ዝሓሊ ዘዉጽኦ እቲ ሓቂ
እቶም ዝተማሓሩ ሕሙማት ድውያት ሓጋባት ጠዋያት
እቶም ዝተኸፍተሎም የዒንቶም ከፊትካ ብርሃን ዝሃብካዬም
ኣይነበሩን ድዬም ኩላቶም ስቀሎ (3)
ክርስቶስ ጎይታይ ግና ምእንቲ ድሕነተይ ንኹሉ ትቅበሎ