ወዲ ክውለድ’ዩ
Lyrics
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
ሓጥያት ዓለም ዝድምስስ መድሕን
ኩሉ ህዝቢ ይስገድ ንየሱስ
ንዓና ከድሕን ንምድሪ ወረደ
ኦ ተመስገን ኣሜን ሃሌሉያ
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
ኣብ ቤትልሄም ህጻን ተወለደ
ኣብ መብልዕማል እውን ሓደረ
ንዘምረሉ ውሉዱ ሂቡና
ንዓልለሉ ብጥዑም ቃና
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
ብርሃን ኮነ ኣብ ሰማያት
ሓይሊ ኣምላኽ ደምሰሰ ንሓጥያት
ድሙቕ ኮኾብ ክመርሕ ንዓና
ካብ ሓጥያትና'ውን ከንጽሓና
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ወዲ ክውለድ’ዩ
Wedi kwled eyu
CHORUS
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
VERSE 1
ሓጥያት ዓለም ዝድምስስ መድሕን
ኩሉ ህዝቢ ይስገድ ንየሱስ
ንዓና ከድሕን ንምድሪ ወረደ
ኦ ተመስገን ኣሜን ሃሌሉያ
CHORUS
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
VERSE 2
ኣብ ቤትልሄም ህጻን ተወለደ
ኣብ መብልዕማል እውን ሓደረ
ንዘምረሉ ውሉዱ ሂቡና
ንዓልለሉ ብጥዑም ቃና
CHORUS
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ
VERSE 3
ብርሃን ኮነ ኣብ ሰማያት
ሓይሊ ኣምላኽ ደምሰሰ ንሓጥያት
ድሙቕ ኮኾብ ክመርሕ ንዓና
ካብ ሓጥያትና'ውን ከንጽሓና
CHORUS
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ