ኦ ሰማያት ስምዑ
Lyrics
ንሱ ከውሒ(2) ስርሑ ፍጹም’ዩ
ከመይ ኩሉ መንገዱ ቅኑዕ’ዩ
ዓመጽ ዘይብሉ ሓቀኛ ኣምላኽ’ዩ
እወ ንሱ ጻድቅ ቅኑዕ’ዩ
ክዛረብ ኢዩ’ሞ ሰማያት ስምዑ(2)
ምድሪ’ውን ቃላት ኣፉ ትስማዕ
ኣንታ ጎያይ(2) ልቢ ዘይብልካ ሰብ
ብዘይ ጎይታ የብሉን መኽሰብ
ቃሉ ንምስማዕ ሃየ ተሸባሸብ
ኣብ ዓለም ምንባር ሓጺር ኢዩ ሕሰብ
ክዛረብ ኢዩ’ሞ ሰማያት ስምዑ(2)
ምድሪ’ውን ቃላት ኣፉ ትስማዕ
ኣብ ልዕሊ ጸልማት(2) ብርሃን ኣብርሀ
ኣብ ልዕሊ ሓጥያት ጽድቂ ኣንገሰ
ግዝኣት ሰይጣን ደምሲሱ ግዝኣቱ
ንትሑታት ደቁ ልዕል ኣበለ
ክዛረብ ኢዩ’ሞ ሰማያት ስምዑ(2)
ምድሪ’ውን ቃላት ኣፉ ትስማዕ
እቶም ናይ ኣምላኽ (2)
ዘይኮኑ ኣጋንንቲ ንዓለም ዘውድቑ
ናብ ሓጥያት ዓዘቕቲ ኣምላኽና
ዘይፈቅድ ክኾኑ ገዛእቲ
ብደሙ ዓዲጉ ይገብር ወረስቲ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ሰማያት ስምዑ
O semayat smu
VERSE 1
ንሱ ከውሒ(2) ስርሑ ፍጹም’ዩ
ከመይ ኩሉ መንገዱ ቅኑዕ’ዩ
ዓመጽ ዘይብሉ ሓቀኛ ኣምላኽ’ዩ
እወ ንሱ ጻድቅ ቅኑዕ’ዩ
CHORUS
ክዛረብ ኢዩ’ሞ ሰማያት ስምዑ(2)
ምድሪ’ውን ቃላት ኣፉ ትስማዕ
VERSE 2
ኣንታ ጎያይ(2) ልቢ ዘይብልካ ሰብ
ብዘይ ጎይታ የብሉን መኽሰብ
ቃሉ ንምስማዕ ሃየ ተሸባሸብ
ኣብ ዓለም ምንባር ሓጺር ኢዩ ሕሰብ
CHORUS
ክዛረብ ኢዩ’ሞ ሰማያት ስምዑ(2)
ምድሪ’ውን ቃላት ኣፉ ትስማዕ
VERSE 3
ኣብ ልዕሊ ጸልማት(2) ብርሃን ኣብርሀ
ኣብ ልዕሊ ሓጥያት ጽድቂ ኣንገሰ
ግዝኣት ሰይጣን ደምሲሱ ግዝኣቱ
ንትሑታት ደቁ ልዕል ኣበለ
CHORUS
ክዛረብ ኢዩ’ሞ ሰማያት ስምዑ(2)
ምድሪ’ውን ቃላት ኣፉ ትስማዕ
VERSE 4
እቶም ናይ ኣምላኽ (2)
ዘይኮኑ ኣጋንንቲ ንዓለም ዘውድቑ
ናብ ሓጥያት ዓዘቕቲ ኣምላኽና
ዘይፈቅድ ክኾኑ ገዛእቲ
ብደሙ ዓዲጉ ይገብር ወረስቲ