ሕይወትካ ለውጦ
Lyrics
ፍትወት ናይዛ ዓለም ካብ ቤቱ ኣርሒቁካ
እንታይነትካ ረሲዕካ ጣዕሙ ኣታሊሉካ
ፍልለይ ስጋን ነፍስን ከተስተንተን ጀምር
ናብ ጎይታ ቀሪብካ ፍቅሩ ኣስተማቅር
ጎይታሲ ርሕርሕ'ዩ ብቅንዕና እንተቀሪብካዮ
ካባኻ ኣብሊጹ ዘፍቅሮ ፍጡር መን'ሞሎ
ስለዚ ይሕሸካ ብኣግኡ ናብ ጎይታ ምቅራብ
ሂወትካ ለውጦ ናይ ዘልዓለም ሂወት ክትረክብ
ብምድራዊ ፍትወት ዝተታለልካ ሰበይ
ምምላስ ይሕሸካ ናብቲ ርሕሩሕ ጎይታ
ነብስኻ ኣይተታለል ብግዝያዊ ጣዕሚ
ተነሳሕ ግብርኻ ጽባሕ ዘይኮነስ ሎሚ
ጎይታሲ ርሕርሕ'ዩ ብቅንዕና እንተቀሪብካዮ
ካባኻ ኣብሊጹ ዘፍቅሮ ፍጡር መን'ሞሎ
ስለዚ ይሕሸካ ብኣግኡ ናብ ጎይታ ምቅራብ
ሂወትካ ለውጦ ናይ ዘልዓለም ሂወት ክትረክብ
ንዝጠፈት ነፍሲ ናብ ቤታ ዝመለስ
ንሕዙን ልቢ እውን ብቃሉ ዘረስረስ
ጎይታ ዘላለም ሂወት ኡነተኛ ጽድቂ
ንጉስ ሰማይ ምድርን ንሱዩ ብሓቂ
ጎይታሲ ርሕርሕ'ዩ ብቅንዕና እንተቀሪብካዮ
ካባኻ ኣብሊጹ ዘፍቅሮ ፍጡር መን'ሞሎ
ስለዚ ይሕሸካ ብኣግኡ ናብ ጎይታ ምቅራብ
ሂወትካ ለውጦ ናይ ዘልዓለም ሂወት ክትረክብ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕይወትካ ለውጦ
Hywetka lewto
VERSE 1
ፍትወት ናይዛ ዓለም ካብ ቤቱ ኣርሒቁካ
እንታይነትካ ረሲዕካ ጣዕሙ ኣታሊሉካ
ፍልለይ ስጋን ነፍስን ከተስተንተን ጀምር
ናብ ጎይታ ቀሪብካ ፍቅሩ ኣስተማቅር
CHORUS
ጎይታሲ ርሕርሕ'ዩ ብቅንዕና እንተቀሪብካዮ
ካባኻ ኣብሊጹ ዘፍቅሮ ፍጡር መን'ሞሎ
ስለዚ ይሕሸካ ብኣግኡ ናብ ጎይታ ምቅራብ
ሂወትካ ለውጦ ናይ ዘልዓለም ሂወት ክትረክብ
VERSE 2
ብምድራዊ ፍትወት ዝተታለልካ ሰበይ
ምምላስ ይሕሸካ ናብቲ ርሕሩሕ ጎይታ
ነብስኻ ኣይተታለል ብግዝያዊ ጣዕሚ
ተነሳሕ ግብርኻ ጽባሕ ዘይኮነስ ሎሚ
CHORUS
ጎይታሲ ርሕርሕ'ዩ ብቅንዕና እንተቀሪብካዮ
ካባኻ ኣብሊጹ ዘፍቅሮ ፍጡር መን'ሞሎ
ስለዚ ይሕሸካ ብኣግኡ ናብ ጎይታ ምቅራብ
ሂወትካ ለውጦ ናይ ዘልዓለም ሂወት ክትረክብ
VERSE 3
ንዝጠፈት ነፍሲ ናብ ቤታ ዝመለስ
ንሕዙን ልቢ እውን ብቃሉ ዘረስረስ
ጎይታ ዘላለም ሂወት ኡነተኛ ጽድቂ
ንጉስ ሰማይ ምድርን ንሱዩ ብሓቂ
CHORUS
ጎይታሲ ርሕርሕ'ዩ ብቅንዕና እንተቀሪብካዮ
ካባኻ ኣብሊጹ ዘፍቅሮ ፍጡር መን'ሞሎ
ስለዚ ይሕሸካ ብኣግኡ ናብ ጎይታ ምቅራብ
ሂወትካ ለውጦ ናይ ዘልዓለም ሂወት ክትረክብ