Loading Projector Mode…
VERSE 1
ፍትወት ናይዛ ዓለም ካብ ቤቱ ኣርሒቁካ
እንታይነትካ ረሲዕካ ጣዕሙ ኣታሊሉካ
ፍልለይ ስጋን ነፍስን ከተስተንተን ጀምር
ናብ ጎይታ ቀሪብካ ፍቅሩ ኣስተማቅር