ኣምልኾይ
Lyrics
ዓስቢ ናይ ሓጥያት ሞትዩ'ሞ
ብስልጣኑ ጎይታ ስዒርዎ
ስለዚ ሞት ኣበይ ኣሎ ሓይልኪ
ኦ ሞት ኣበይ ኣሎ እቲ ቅልጽምኪ
እቲ በራሲ ክለብስ ዘይምብራስ
እቲ መዋቲ ክለብስ ዘይሙማት
ሽዑ ሞት ብዓወት ተዋሕጠት
ጎይታ ስዒርዎ ንኹሉ ሓጥያት
ኣምልኾይ ከንቱ ኣይኮነን
መዝሙረይ ከንቱ ኣይኮነን
አምነተይ'ውን ከንቱ ኣይኮነን
ውዳሰይ ከንቱ ኣኮነን
እዚ ኩሊ ንዓይ'ዩ ገሩለይ
ዓወት ረኪበ መሊዎ ሓጎሰይ
ብግብሪ ርእየዮ ኣምላኸይ
ብውዕለቱ ፍቅሩ ገሊጹለይ(2)
ብሞት ዘይተሳዕረ ኣምልኽ እዩ
ዕጥቂ ናይ ሞት ሰቢርዎ እዩ
ንጎይታ ሰራዊት ኣመስግንዎ
ዕበት ጎይታ ወትሩ ኣስተትንዎ
ደጊም ዝፈርስ መቅደስ የለን
ተሃኒጹ ብናይ ጎይታና ደም
ነብሲ ኣይተረፈትን ኣብ ከብዲ ዓሳ
ብርሃና ለገሰት በርቲዓ መሊሳ
ኣምልኾይ ከንቱ ኣይኮነን
መዝሙረይ ከንቱ ኣይኮነን
አምነተይ'ውን ከንቱ ኣይኮነን
ውዳሰይ ከንቱ ኣኮነን
እዚ ኩሊ ንዓይ'ዩ ገሩለይ
ዓወት ረኪበ መሊዎ ሓጎሰይ
ብግብሪ ርእየዮ ኣምላኸይ
ብውዕለቱ ፍቅሩ ገሊጹለይ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምልኾይ
Amlkoy
VERSE 1
ዓስቢ ናይ ሓጥያት ሞትዩ'ሞ
ብስልጣኑ ጎይታ ስዒርዎ
ስለዚ ሞት ኣበይ ኣሎ ሓይልኪ
ኦ ሞት ኣበይ ኣሎ እቲ ቅልጽምኪ
VERSE 2
እቲ በራሲ ክለብስ ዘይምብራስ
እቲ መዋቲ ክለብስ ዘይሙማት
ሽዑ ሞት ብዓወት ተዋሕጠት
ጎይታ ስዒርዎ ንኹሉ ሓጥያት
CHORUS
ኣምልኾይ ከንቱ ኣይኮነን
መዝሙረይ ከንቱ ኣይኮነን
አምነተይ'ውን ከንቱ ኣይኮነን
ውዳሰይ ከንቱ ኣኮነን
CHORUS
እዚ ኩሊ ንዓይ'ዩ ገሩለይ
ዓወት ረኪበ መሊዎ ሓጎሰይ
ብግብሪ ርእየዮ ኣምላኸይ
ብውዕለቱ ፍቅሩ ገሊጹለይ(2)
VERSE 3
ብሞት ዘይተሳዕረ ኣምልኽ እዩ
ዕጥቂ ናይ ሞት ሰቢርዎ እዩ
ንጎይታ ሰራዊት ኣመስግንዎ
ዕበት ጎይታ ወትሩ ኣስተትንዎ
VERSE 4
ደጊም ዝፈርስ መቅደስ የለን
ተሃኒጹ ብናይ ጎይታና ደም
ነብሲ ኣይተረፈትን ኣብ ከብዲ ዓሳ
ብርሃና ለገሰት በርቲዓ መሊሳ
CHORUS
ኣምልኾይ ከንቱ ኣይኮነን
መዝሙረይ ከንቱ ኣይኮነን
አምነተይ'ውን ከንቱ ኣይኮነን
ውዳሰይ ከንቱ ኣኮነን
CHORUS
እዚ ኩሊ ንዓይ'ዩ ገሩለይ
ዓወት ረኪበ መሊዎ ሓጎሰይ
ብግብሪ ርእየዮ ኣምላኸይ
ብውዕለቱ ፍቅሩ ገሊጹለይ(2)