ወንጌሉ ንስበኽ
Lyrics
ኣብ ኣፍ ልዳት ቤትና ደው ኢሉሎ ጎይታ
ከነርሕዎ ይጽበ ክኣቱ ናብ ቤትና
ይብል ኣሎ ኢየሱስ ኣነ'የ መድሓኒ
ሕደጉ ሕደጉ ኣይተሳድዱኒ
ብወንጌል ይብል ኣሎ ንዑ ስዓብኒ
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
እዝንና እናሰምዐ ዘይሰማዕና ንኹን
ዓይንና እናረኤ ዘይረኣና ኣይንኹን
ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ብልቢ ብቅረቦ
ሕመቅና ደርቢና ልብና ንሃቦንዑናይ ንስዓቦ
ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ብልቢ ንቕረቦ ንዑናይ ንስዓቦ
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
ብዙሓት ኣለዉ ወንጌል ዘይበጽሖም
ብስራት ናይ ወንጌል ዘይተገልጸ ኣብ ቤቶም
ገለ’ውን እናሰምዑ ኩሉ እናፈለጡ
ወንጌል እናኳሕኩሖም ብፍላጥ ዘስቕጡ
ብፍትወት’ዛ ዓለም ፍጹም ዝነደዱ
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
ሕጅ’ውን ንገስግስ ወንጌል ንስበኸሎም
ድሕነቶም ድሕነትናዩ ናብ ቤቶም ንምለሶም
ጎይታ ዝመጸሉ ዓመቱን ወርሓቱን ወላ ሕጂ ይኸውን
ጎይታ ዝመጸሉ መዓልቱን ሰዓቱን ወላ ሕጂ ይኸውን
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ወንጌሉ ንስበኽ
Wengiel nsbek
VERSE 1
ኣብ ኣፍ ልዳት ቤትና ደው ኢሉሎ ጎይታ
ከነርሕዎ ይጽበ ክኣቱ ናብ ቤትና
ይብል ኣሎ ኢየሱስ ኣነ'የ መድሓኒ
ሕደጉ ሕደጉ ኣይተሳድዱኒ
ብወንጌል ይብል ኣሎ ንዑ ስዓብኒ
CHORUS
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
VERSE 2
እዝንና እናሰምዐ ዘይሰማዕና ንኹን
ዓይንና እናረኤ ዘይረኣና ኣይንኹን
ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ብልቢ ብቅረቦ
ሕመቅና ደርቢና ልብና ንሃቦንዑናይ ንስዓቦ
ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ብልቢ ንቕረቦ ንዑናይ ንስዓቦ
CHORUS
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
VERSE 3
ብዙሓት ኣለዉ ወንጌል ዘይበጽሖም
ብስራት ናይ ወንጌል ዘይተገልጸ ኣብ ቤቶም
ገለ’ውን እናሰምዑ ኩሉ እናፈለጡ
ወንጌል እናኳሕኩሖም ብፍላጥ ዘስቕጡ
ብፍትወት’ዛ ዓለም ፍጹም ዝነደዱ
CHORUS
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል
VERSE 4
ሕጅ’ውን ንገስግስ ወንጌል ንስበኸሎም
ድሕነቶም ድሕነትናዩ ናብ ቤቶም ንምለሶም
ጎይታ ዝመጸሉ ዓመቱን ወርሓቱን ወላ ሕጂ ይኸውን
ጎይታ ዝመጸሉ መዓልቱን ሰዓቱን ወላ ሕጂ ይኸውን
CHORUS
ሕጅ’ውን ንቅረብ ናብ ጎይታ
ብልቢ ንጥዓስ ወንጌሉ ንስበኽ ነበስር
ንዑናይ ንገስግስ ስሌናዩ ደም ርሂጹ
ተሸንኪሩ ኣብ መስቀል
ስሌና’ዩ ሞይቱ ንሱስ ንድሕነትና ክብል

