Mezmursሎሚ ኣብ ቤትልሄም
Tigrigna
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም
መዘምራን ደብረ መድኃኔ ዓለም ገጀረትእሰይ ሕጻን ተወሊዱ
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ሃገር
ህጻን ኮይኑ ወልደ እግዝኣቢሄር
ዜማ ይዘየም መዝሙር ይዘመር(2)
ኦክርስትያን ተሓጎሱ
ኣበሳኹም ተደምሲሱ
CHORUS
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ሃገር
ህጻን ኮይኑ ወልደ እግዝኣቢሄር
ዜማ ይዘየም መዝሙር ይዘመር(2)
VERSE 2
ሰማይ ይብራህ ምድሪ ትፈሳህ
መድሕን መጺኡ ልብና ይስፋሕ
CHORUS
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ዓዲ
ተወሊዱ ኣምላኽ ወዲ
እልል በላ ኣንስቲ ዓዲ(2)
VERSE 3
ኣደይ ማርያም ወድኺ ኣጥብዊ
ንክርስትያን ክኸውን መግቢ
CHORUS
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ዓዲ
ተወሊዱ ኣምላኽ ወዲ
እልል በላ ኣንስቲ ዓዲ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም
Lomi ab bietlhiem
VERSE 1
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ሃገር
ህጻን ኮይኑ ወልደ እግዝኣቢሄር
ዜማ ይዘየም መዝሙር ይዘመር(2)
ኦክርስትያን ተሓጎሱ
ኣበሳኹም ተደምሲሱ
CHORUS
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ሃገር
ህጻን ኮይኑ ወልደ እግዝኣቢሄር
ዜማ ይዘየም መዝሙር ይዘመር(2)
VERSE 2
ሰማይ ይብራህ ምድሪ ትፈሳህ
መድሕን መጺኡ ልብና ይስፋሕ
CHORUS
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ዓዲ
ተወሊዱ ኣምላኽ ወዲ
እልል በላ ኣንስቲ ዓዲ(2)
VERSE 3
ኣደይ ማርያም ወድኺ ኣጥብዊ
ንክርስትያን ክኸውን መግቢ
CHORUS
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ዓዲ
ተወሊዱ ኣምላኽ ወዲ
እልል በላ ኣንስቲ ዓዲ(2)