Loading Projector Mode…
VERSE 1
ሎሚ ኣብ ቤትልሄም ሃገር
ህጻን ኮይኑ ወልደ እግዝኣቢሄር
ዜማ ይዘየም መዝሙር ይዘመር(2)
ኦክርስትያን ተሓጎሱ
ኣበሳኹም ተደምሲሱ