ምሳይ ኢኻ
Lyrics
ኣብ ግዜ ጸበባይ ፡ምሳይ ዝኾንካ
ኣብ ኩሉ ሽግረይ፡ ዘይተፈለኻ
ኢየሱስ ክንደይ ክብል'ቲ ፡ስራሕካ
ጸብጺበ ኣይውድኦን፡ 'ቲ ውዕለትካ
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
ኣብ ግዜ ድኻመይ፡ሓይሊ ትህበኒ
ኣብ እዋን ጭንቀተይ፡ተጸናንዓኒ
ኣብ መስቀል ተሰቂልካ ፡ዘድሓንካኒ
ተመስገን ክብለካ ፡ኦመድሓኒ
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
ኣብ ግዜ ስርሐይ፡ምሳይ ኢኻ
ኣብ እዋን ዕረፍተይ ፡ምሳይ ኢኻ
ኣብ ኣጻምእ ጎሮሮይ ፡ዘርወኻ
ኢየሱስ ነዓይ እሙን ፡ዋልታይ ኢኻ
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
ፈተናታት ሰይጣን፡ ንኽስዕር
ናይ ዓለም ፈተና፡ ንኽጸውር
ቃልካ ተመጊበ፡ ንኽነብር
ንስኻ ኢኻ ጎይታ፡ ኩሉ ትገብር
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
ጾረይ ከቢዱኒ፡ትስከመለይ
ሓጥያተይ በዚሑ ፡ትገድፈለይ
ምሕረትካን ለውሃትካን ትልግሰለይ
ኢየሱሰይ ንስኻ ትሓልየለይ
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሳይ ኢኻ
Msay ika
VERSE 1
ኣብ ግዜ ጸበባይ ፡ምሳይ ዝኾንካ
ኣብ ኩሉ ሽግረይ፡ ዘይተፈለኻ
ኢየሱስ ክንደይ ክብል'ቲ ፡ስራሕካ
ጸብጺበ ኣይውድኦን፡ 'ቲ ውዕለትካ
CHORUS
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
VERSE 2
ኣብ ግዜ ድኻመይ፡ሓይሊ ትህበኒ
ኣብ እዋን ጭንቀተይ፡ተጸናንዓኒ
ኣብ መስቀል ተሰቂልካ ፡ዘድሓንካኒ
ተመስገን ክብለካ ፡ኦመድሓኒ
CHORUS
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
VERSE 3
ኣብ ግዜ ስርሐይ፡ምሳይ ኢኻ
ኣብ እዋን ዕረፍተይ ፡ምሳይ ኢኻ
ኣብ ኣጻምእ ጎሮሮይ ፡ዘርወኻ
ኢየሱስ ነዓይ እሙን ፡ዋልታይ ኢኻ
CHORUS
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
VERSE 4
ፈተናታት ሰይጣን፡ ንኽስዕር
ናይ ዓለም ፈተና፡ ንኽጸውር
ቃልካ ተመጊበ፡ ንኽነብር
ንስኻ ኢኻ ጎይታ፡ ኩሉ ትገብር
CHORUS
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ
VERSE 5
ጾረይ ከቢዱኒ፡ትስከመለይ
ሓጥያተይ በዚሑ ፡ትገድፈለይ
ምሕረትካን ለውሃትካን ትልግሰለይ
ኢየሱሰይ ንስኻ ትሓልየለይ
CHORUS
ኢየሱስ (2) ምሳይ ኢኻ ኢየሱስ ምሳይ ኢኻ(2)
ጎይታይ (2) ዘይትጠልም ጎይታ እሙን ኢኻ