Loading Projector Mode…
CHORUS
ወዲ ክውለድ'ዩ ካብታ ቅድስቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ህጻን ክውለድ'ዩ ካብታ ብጽዕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ንዓለም ከድሕን ካብታ ንጽሕቲ ድንግል ክውለድ’ዩ
ሓዘንኩም ይርሓቅ ፡ንብዓትኩም ይደረዝ፡
ልብኹም ድማ ንመድሕን ቀርቡሉ