ጸጋኻ እዩ ዓስበይ
Lyrics
ቃልካ እዩ ዘልኣለማዊ ቃልካ እዩ ህያው
መንገድኻ እዩ ብርሃን ንእግረይ ዘይዕንቅፍ
ተኸቲለ እንድየ ክምራሕ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ
ምስጋናኻ እባርኽ ኣወፍየ ሂወተይ(2)
ንእስቲ መጋሰይ ቃልካ እናሰምዐት ትዓቢ
ፍቅርኻ ተጸጊዓ ምሕረትካ ተናዲ
ድኻማ ተዕርፍ በቲ ህያው ቃልካ
ድሕነት ትረክብ ተሓጺባ ብኽቡር ደምካ
ከም ፍጡር ክነብር ብእስትንፋስካ ክሰርር
ካብ ፍጥረታትካ ሓደ ተምሳልካ ከኽብር
ብሕግኻዩ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዝነብር
ሓላዊኤይ አኻ ንስኻ መንግስትኻ ትኽበር
ጸጋኻ እዩ ሓይለይ ዓለም ከይትውሕጠኒ
ናይ ዘልኣለም ዋሕሰይ ናይ ስጋ ይትረፈኒ
ሃብቲ ብዕዩ ናይዛ ምድሪ ዝተሃንጸ ስሕታን
ገነት ብኣስተንትኖን ጸሎትን ንስሓን
ይሕሸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
ይበልጸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
ጸጋኻ እዩ ዓስበይ ተወኪለ ናባኻ
ምግልጋል እዩ ንቤትካ ሕርየተይ ንስኻ
ብርሃንካ ዘይጠፍእ ኣብ ውሽጠይ ዝበርህ
ብጸጋኻ መሊኤ ንጸልማት ዘይፈርህ
ካብ ገነት ብምስጋገይ
ኣነ ብዘለኒ ኣበሳ
ክናሳሕ ይቅረ ግበረለይ
ነብሰይ ንቤትካ ንኽትወርሳ (2)
ይሕሸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
ይበልጸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጸጋኻ እዩ ዓስበይ
Tsegaka Eyu Asbey
VERSE 1
ቃልካ እዩ ዘልኣለማዊ ቃልካ እዩ ህያው
መንገድኻ እዩ ብርሃን ንእግረይ ዘይዕንቅፍ
ተኸቲለ እንድየ ክምራሕ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ
ምስጋናኻ እባርኽ ኣወፍየ ሂወተይ(2)
VERSE 2
ንእስቲ መጋሰይ ቃልካ እናሰምዐት ትዓቢ
ፍቅርኻ ተጸጊዓ ምሕረትካ ተናዲ
ድኻማ ተዕርፍ በቲ ህያው ቃልካ
ድሕነት ትረክብ ተሓጺባ ብኽቡር ደምካ
VERSE 3
ከም ፍጡር ክነብር ብእስትንፋስካ ክሰርር
ካብ ፍጥረታትካ ሓደ ተምሳልካ ከኽብር
ብሕግኻዩ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዝነብር
ሓላዊኤይ አኻ ንስኻ መንግስትኻ ትኽበር
VERSE 4
ጸጋኻ እዩ ሓይለይ ዓለም ከይትውሕጠኒ
ናይ ዘልኣለም ዋሕሰይ ናይ ስጋ ይትረፈኒ
ሃብቲ ብዕዩ ናይዛ ምድሪ ዝተሃንጸ ስሕታን
ገነት ብኣስተንትኖን ጸሎትን ንስሓን
CHORUS
ይሕሸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
ይበልጸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
VERSE 5
ጸጋኻ እዩ ዓስበይ ተወኪለ ናባኻ
ምግልጋል እዩ ንቤትካ ሕርየተይ ንስኻ
ብርሃንካ ዘይጠፍእ ኣብ ውሽጠይ ዝበርህ
ብጸጋኻ መሊኤ ንጸልማት ዘይፈርህ
Verse
ካብ ገነት ብምስጋገይ
ኣነ ብዘለኒ ኣበሳ
ክናሳሕ ይቅረ ግበረለይ
ነብሰይ ንቤትካ ንኽትወርሳ (2)
CHORUS
ይሕሸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ
ይበልጸኒ(3) ቤትካ እዩ ጽላለይ