ጸጋኻ በዚሑልና
Lyrics
ብስብሒ ቤትካ ክንጸግብ ሳላ ምሕረትካ
ኣንጉዕ ናይ ቃልካ ክንምገብ ሳላ ፍቕርኻ
ኣብ መሰረት ነብያት ሃዋርያት ክንንደቕ ሳላ ለውሃትካ
ሓቂ ዘበለ ክንፈልጥ ሳላ ጥበብካ
በዚሑልና ረዲኤትካ
ምእካብና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
ምዝማርና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
እንተጸለና እንተለመንና
ከም ኣሕዋት ከም ኣሓት እንተሓበርና
ኢየሱስ ጸጋኻ`ዩ በዚሑልና
እወ ምሕረትካ`ዩ በዚሑልና
ከም እተፍቅረና ፈሊጥና ብዘይበሊ ፍቕሪ
ክትድግፈና ርኢና ኣብ`ቲ ጸልማት ፈታኒ
ህያውነትካ ጥዒምና ብኹሉ ትሓሊ
ልጽምካ ኣሰንዩና ኦ ኩሉ ከኣሊ
ንምስክር ኣሎና ሕያውነትካ
ምእካብና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
ምዝማርና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
እንተጸለና እንተለመንና
ከም ኣሕዋት ከም ኣሓት እንተሓበርና
ኢየሱስ ጸጋኻ`ዩ በዚሑልና
እወ ምሕረትካ`ዩ በዚሑልና
ንዓ ከም ቀደምካ ስራሕ ብቕዱስ መንፈስካ
ኣወዳት ኣዋልድ ኣክብ ኣብ ዙርያ መቕደስካ
ይሰበኽ ይነገር `ቲ ወንጌል ኣብ ኩላ ምድርና
ኣበርትዓያ ክትምስክር ንቤት ክርስትያንና
ግዲ ይኹንካ ኢየሱስ ሕለፍ ብኣና
ምእካብና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
ምዝማርና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
እንተጸለና እንተለመንና
ከም ኣሕዋት ከም ኣሓት እንተሓበርና
ኢየሱስ ጸጋኻ`ዩ በዚሑልና
እወ ምሕረትካ`ዩ በዚሑልና (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጸጋኻ በዚሑልና
Tsegaka bezihulna
VERSE 1
ብስብሒ ቤትካ ክንጸግብ ሳላ ምሕረትካ
ኣንጉዕ ናይ ቃልካ ክንምገብ ሳላ ፍቕርኻ
ኣብ መሰረት ነብያት ሃዋርያት ክንንደቕ ሳላ ለውሃትካ
ሓቂ ዘበለ ክንፈልጥ ሳላ ጥበብካ
በዚሑልና ረዲኤትካ
CHORUS
ምእካብና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
ምዝማርና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
እንተጸለና እንተለመንና
ከም ኣሕዋት ከም ኣሓት እንተሓበርና
ኢየሱስ ጸጋኻ`ዩ በዚሑልና
እወ ምሕረትካ`ዩ በዚሑልና
VERSE 2
ከም እተፍቅረና ፈሊጥና ብዘይበሊ ፍቕሪ
ክትድግፈና ርኢና ኣብ`ቲ ጸልማት ፈታኒ
ህያውነትካ ጥዒምና ብኹሉ ትሓሊ
ልጽምካ ኣሰንዩና ኦ ኩሉ ከኣሊ
ንምስክር ኣሎና ሕያውነትካ
CHORUS
ምእካብና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
ምዝማርና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
እንተጸለና እንተለመንና
ከም ኣሕዋት ከም ኣሓት እንተሓበርና
ኢየሱስ ጸጋኻ`ዩ በዚሑልና
እወ ምሕረትካ`ዩ በዚሑልና
VERSE 3
ንዓ ከም ቀደምካ ስራሕ ብቕዱስ መንፈስካ
ኣወዳት ኣዋልድ ኣክብ ኣብ ዙርያ መቕደስካ
ይሰበኽ ይነገር `ቲ ወንጌል ኣብ ኩላ ምድርና
ኣበርትዓያ ክትምስክር ንቤት ክርስትያንና
ግዲ ይኹንካ ኢየሱስ ሕለፍ ብኣና
CHORUS
ምእካብና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
ምዝማርና ካባና ኣይኮነን ኢየሱስ ካባኻ እምበር
እንተጸለና እንተለመንና
ከም ኣሕዋት ከም ኣሓት እንተሓበርና
ኢየሱስ ጸጋኻ`ዩ በዚሑልና
እወ ምሕረትካ`ዩ በዚሑልና (2)