መሓርን ርሕሩሕን
Lyrics
ንህይወተይ ካብ ጥፍኣት ዝተበጀዋ
ብሳህልን ምሕረትን ዝሓለዋ
ንሱ ንምርድአይ ኣዝዩ ፍጡን ኢዩ
ግብሩ ዘገርም መስተንክር`ዩ
ግብሩ መስተንክር`ዩ
ንድሕነት ህይወተይ ዝኸፈሎ ዋጋይ
ኣምላኸይ ስሙ ይኽበረለይ
ስሙ ብሩኽ ይኹነለይ
እግዚኣብሔር መሓርን ርሕሩሕን`ዩ
ዓቃልን መሳልን`ዩ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንፍትወይ የፍቅሮ`የ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንኣምላኸይ የፍቅሮ`የ
ምስ ጸበበኒ ናብኡ ተጸጋዕኩ
ጾረይ ከቢዱኒ ደግፈኒ በልኩ
ብሓይሊ መንፈሱ ዕረፍቲ ዝህበኒ
ከምኡ ኣይረኸብኩን ደገፍ ዝኾነኒ (2)
ጸግዐይን ዕርደይን እቲ ዝውከሎ
ኣምላኸይ ክበር ክበር ይብሎ (2)
እግዚኣብሔር መሓርን ርሕሩሕን`ዩ
ዓቃልን መሳልን`ዩ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንፍትወይ የፍቅሮ`የ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንኣምላኸይ የፍቅሮ`የ
ብግርማን ብኽብርን ዝተኸበበ
ኩሉ ስልጣናት`ውን ናቱ ዝገበረ
ናይ ሓያላን ሓያል ናይ ነገስታት ንጉስ
ንጎይታ የመስግን እብል ቅዱስ ቅዱስ (2)
ኣብ ሰማይን ምድርን ኣብ ዝኾነ ስፍራ
ኣምልኾ ክብሪ ምስ ምስጋና
ይኹኖ ንጎይታ ይግባእ ንጎይታ
እግዚኣብሔር መሓርን ርሕሩሕን`ዩ
ዓቃልን መሳልን`ዩ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንፍትወይ የፍቅሮ`የ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንኣምላኸይ የፍቅሮ`የ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መሓርን ርሕሩሕን
Meharin rhuruhuin
VERSE 1
ንህይወተይ ካብ ጥፍኣት ዝተበጀዋ
ብሳህልን ምሕረትን ዝሓለዋ
ንሱ ንምርድአይ ኣዝዩ ፍጡን ኢዩ
ግብሩ ዘገርም መስተንክር`ዩ
ግብሩ መስተንክር`ዩ
ንድሕነት ህይወተይ ዝኸፈሎ ዋጋይ
ኣምላኸይ ስሙ ይኽበረለይ
ስሙ ብሩኽ ይኹነለይ
CHORUS
እግዚኣብሔር መሓርን ርሕሩሕን`ዩ
ዓቃልን መሳልን`ዩ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንፍትወይ የፍቅሮ`የ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንኣምላኸይ የፍቅሮ`የ
VERSE 2
ምስ ጸበበኒ ናብኡ ተጸጋዕኩ
ጾረይ ከቢዱኒ ደግፈኒ በልኩ
ብሓይሊ መንፈሱ ዕረፍቲ ዝህበኒ
ከምኡ ኣይረኸብኩን ደገፍ ዝኾነኒ (2)
ጸግዐይን ዕርደይን እቲ ዝውከሎ
ኣምላኸይ ክበር ክበር ይብሎ (2)
CHORUS
እግዚኣብሔር መሓርን ርሕሩሕን`ዩ
ዓቃልን መሳልን`ዩ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንፍትወይ የፍቅሮ`የ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንኣምላኸይ የፍቅሮ`የ
VERSE 3
ብግርማን ብኽብርን ዝተኸበበ
ኩሉ ስልጣናት`ውን ናቱ ዝገበረ
ናይ ሓያላን ሓያል ናይ ነገስታት ንጉስ
ንጎይታ የመስግን እብል ቅዱስ ቅዱስ (2)
ኣብ ሰማይን ምድርን ኣብ ዝኾነ ስፍራ
ኣምልኾ ክብሪ ምስ ምስጋና
ይኹኖ ንጎይታ ይግባእ ንጎይታ
CHORUS
እግዚኣብሔር መሓርን ርሕሩሕን`ዩ
ዓቃልን መሳልን`ዩ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንፍትወይ የፍቅሮ`የ
ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር`ዩ`ሞ
ንኣምላኸይ የፍቅሮ`የ