ምሳይ ኩን
Lyrics
ከመይ`ለ ክኽእሎ ህይወት ንበይነይ ክኸብደኒ`ዩ
ከመይ`ለ ክወጾ ጉዕዞ ብባዕለይ ከረብርበኒ`ዩ
ኣነ ምስ ድኹም ዓቕመይ
እሞ ከኣ በይነይ ኣይከውንን`ዩ
ብዘይ ብኣኻ ኣይከውንን`ዩ ኣምላኸይ
ምሳይ ኩን (2) ሰላመይ ዋሕዙ ክቕጽል
ኣብ ጥቓይ ኩን ኣብ ጎነይ ኩን
ማዕዶይ ውሑስ ክኸውን
ሰብ ዝንእዶ ኣይኮነን ዝነኣድ
ንስኻ ትንእዶ`ዩ ተፈቲኑ ዝወጽእ
ስለ`ዚ ብምልኣት ኣባይ ኣቲኻ ስራሕ
ቀቅድመይ እናሰገርካ ምራሕ
ኣምላኸይ ምራሕ (4) ንስኻ ምራሕ
እፈልጦ`የ ናብራይ ብቐትሩ ከሎ ከምዝጽልምቶ
እፈልጦ`የ ሓይለይ ከይሰጎመ ከምዝሕለሎ
ኣነ እዚ ዝዓቕመይ
ክነብር በይነይ ኣይጥዕመንን`ዩ
ብዘይ ብኣኻ ኣይጥዕመንን`ዩ ኣምላኸይ
ምሳይ ኩን (2) ሰላመይ ዋሕዙ ክቕጽል
ኣብ ጥቓይ ኩን ኣብ ጎነይ ኩን
ማዕዶይ ውሑስ ክኸውን
ሰብ ዝንእዶ ኣይኮነን ዝነኣድ
ንስኻ ትንእዶ`ዩ ተፈቲኑ ዝወጽእ
ስለ`ዚ ብምልኣት ኣባይ ኣቲኻ ስራሕ
ቀቅድመይ እናሰገርካ ምራሕ
ኣምላኸይ ምራሕ (4) ንስኻ ምራሕ
`ቲ ናይ ትማሊ ሎሚ ከይድገም
`ዚ ሎሚ ዘሎ ጽባሕ ዝብለል
ከም ቆጽለ መጽሊ ብንፋስ ዝብተን
ግን የብልሓኒ ምንባረይ ይፈታተን
ከየሕምቐኒ ሓይለይ ከይስነፍ
መደብካ ኣባይ ድሕሪት ከይተርፍ
ከስተማቕሮ ጸጋታት ሰማይ
አንቅድ ሕጂ ካብ ጣዕሳ ዳሕራይ
ምሳይ ኩን (2) ሰላመይ ዋሕዙ ክቕጽል
ኣብ ጥቓይ ኩን ኣብ ጎነይ ኩን
ማዕዶይ ውሑስ ክኸውን
ሰብ ዝንእዶ ኣይኮነን ዝነኣድ
ንስኻ ትንእዶ`ዩ ተፈቲኑ ዝወጽእ
ስለ`ዚ ብምልኣት ኣባይ ኣቲኻ ስራሕ
ቀቅድመይ እናሰገርካ ምራሕ
ኣምላኸይ ምራሕ (4) ንስኻ ምራሕ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሳይ ኩን
Msay kun
VERSE 1
ከመይ`ለ ክኽእሎ ህይወት ንበይነይ ክኸብደኒ`ዩ
ከመይ`ለ ክወጾ ጉዕዞ ብባዕለይ ከረብርበኒ`ዩ
ኣነ ምስ ድኹም ዓቕመይ
እሞ ከኣ በይነይ ኣይከውንን`ዩ
ብዘይ ብኣኻ ኣይከውንን`ዩ ኣምላኸይ
CHORUS
ምሳይ ኩን (2) ሰላመይ ዋሕዙ ክቕጽል
ኣብ ጥቓይ ኩን ኣብ ጎነይ ኩን
ማዕዶይ ውሑስ ክኸውን
ሰብ ዝንእዶ ኣይኮነን ዝነኣድ
ንስኻ ትንእዶ`ዩ ተፈቲኑ ዝወጽእ
ስለ`ዚ ብምልኣት ኣባይ ኣቲኻ ስራሕ
ቀቅድመይ እናሰገርካ ምራሕ
ኣምላኸይ ምራሕ (4) ንስኻ ምራሕ
VERSE 2
እፈልጦ`የ ናብራይ ብቐትሩ ከሎ ከምዝጽልምቶ
እፈልጦ`የ ሓይለይ ከይሰጎመ ከምዝሕለሎ
ኣነ እዚ ዝዓቕመይ
ክነብር በይነይ ኣይጥዕመንን`ዩ
ብዘይ ብኣኻ ኣይጥዕመንን`ዩ ኣምላኸይ
CHORUS
ምሳይ ኩን (2) ሰላመይ ዋሕዙ ክቕጽል
ኣብ ጥቓይ ኩን ኣብ ጎነይ ኩን
ማዕዶይ ውሑስ ክኸውን
ሰብ ዝንእዶ ኣይኮነን ዝነኣድ
ንስኻ ትንእዶ`ዩ ተፈቲኑ ዝወጽእ
ስለ`ዚ ብምልኣት ኣባይ ኣቲኻ ስራሕ
ቀቅድመይ እናሰገርካ ምራሕ
ኣምላኸይ ምራሕ (4) ንስኻ ምራሕ
VERSE 3
`ቲ ናይ ትማሊ ሎሚ ከይድገም
`ዚ ሎሚ ዘሎ ጽባሕ ዝብለል
ከም ቆጽለ መጽሊ ብንፋስ ዝብተን
ግን የብልሓኒ ምንባረይ ይፈታተን
ከየሕምቐኒ ሓይለይ ከይስነፍ
መደብካ ኣባይ ድሕሪት ከይተርፍ
ከስተማቕሮ ጸጋታት ሰማይ
አንቅድ ሕጂ ካብ ጣዕሳ ዳሕራይ
CHORUS
ምሳይ ኩን (2) ሰላመይ ዋሕዙ ክቕጽል
ኣብ ጥቓይ ኩን ኣብ ጎነይ ኩን
ማዕዶይ ውሑስ ክኸውን
ሰብ ዝንእዶ ኣይኮነን ዝነኣድ
ንስኻ ትንእዶ`ዩ ተፈቲኑ ዝወጽእ
ስለ`ዚ ብምልኣት ኣባይ ኣቲኻ ስራሕ
ቀቅድመይ እናሰገርካ ምራሕ
ኣምላኸይ ምራሕ (4) ንስኻ ምራሕ