ባህ ይበልካ ብንእስነትና
Lyrics
ባህ ይበልካ ኢየሱስ ባህ ይበልካ ብንእስነትና
ደስ ይበልካ ኢየሱስ ደስ ይበልካ ብመዋእልና
ከቢርካ ከቢርካ ክንርኢ ኢዩ ባህግና
ንስኻ ትመርሓ ክትከውን ህይወትና
ከቢርካ ከቢርካ ክንርኢ ኢዩ ባህግና
ንስኻ ትመርሓ ክትከውን ህይወትና (2)
ተመስገን ኢየሱስ ብኣና ተመስገን
ልዕል በል ኢየሱስ ብኣና ልዕል በል
ንዝምር ንውድስ ኣብ ቅድሚ ዙፋንካ
ቅዱስ ቅዱስ ኢየሱስ ቅዱስ ኢኻ (2)
መዝሙርና (4) ምስጋና (4)
ይብጻሕ ኣብ ዙፋንካ (4)
ተመስገን ኢየሱስ ብኣና ተመስገን
ልዕል በል ኢየሱስ ብኣና ልዕል በል
ንዝምር ንውድስ ኣብ ቅድሚ ዙፋንካ
ቅዱስ ቅዱስ ኢየሱስ ቅዱስ ኢኻ (2)
ዕልልታ (4) ሽብሸባ (4)
ይዕረግ ናብ መቕደስካ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ባህ ይበልካ ብንእስነትና
Bah ybelka bnesnetey
VERSE 1
ባህ ይበልካ ኢየሱስ ባህ ይበልካ ብንእስነትና
ደስ ይበልካ ኢየሱስ ደስ ይበልካ ብመዋእልና
ከቢርካ ከቢርካ ክንርኢ ኢዩ ባህግና
ንስኻ ትመርሓ ክትከውን ህይወትና
ከቢርካ ከቢርካ ክንርኢ ኢዩ ባህግና
ንስኻ ትመርሓ ክትከውን ህይወትና (2)
CHORUS
ተመስገን ኢየሱስ ብኣና ተመስገን
ልዕል በል ኢየሱስ ብኣና ልዕል በል
ንዝምር ንውድስ ኣብ ቅድሚ ዙፋንካ
ቅዱስ ቅዱስ ኢየሱስ ቅዱስ ኢኻ (2)
VERSE 2
መዝሙርና (4) ምስጋና (4)
ይብጻሕ ኣብ ዙፋንካ (4)
CHORUS
ተመስገን ኢየሱስ ብኣና ተመስገን
ልዕል በል ኢየሱስ ብኣና ልዕል በል
ንዝምር ንውድስ ኣብ ቅድሚ ዙፋንካ
ቅዱስ ቅዱስ ኢየሱስ ቅዱስ ኢኻ (2)
VERSE 3
ዕልልታ (4) ሽብሸባ (4)
ይዕረግ ናብ መቕደስካ (4)