ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ
Lyrics
ንባህገይ ምሉእ ዝገብሮ ንድልየተይ
ንጸበባይ ዝፈትሖ ንጸገመይ
ዝጓስየኒ ኣብ ኩሉ መንገደይ
ኢየሱስ`ዩ እኹል ትሩፍ ንዓይ
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
ሃሌሉያ (2) ኢየሱስ ኩሉ እንትናይ
ኣሜን (3) ኢየሱሰይ ጓሳ ህይወተይ
ዘበርትዓኒ ኣብ ኩሉ ድኻመይ
ዘተንስኣኒ ካብ ኩሉ ውድቀተይ
ዝዋግኣለይ ምስ ኩሎም ጸላእተይ
ኢየሱስ`ዩ ጽኑዕ ዕርዲ ንዓይ
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
ናብ መስቀል ከቋምት ናብ`ቲ ዝሞተለይ
`ቲ ናይ ፍቕሪ ሰንደቕ ዕላማይ
ናይ ድሕነት ህያብ ንምሉእ ህይወተይ
ኢየሱስ`ዩ `ቲ ንዓይ ዝሞተለይ
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
ዘዕርፈኒ ካብ ናይ ዓለም ሓሳበይ
ዘጸናንዓኒ ካብ ኩሉ ጓህየይ
ንማዕበል ዘህድእ ንፈተናይ
ኢየሱስ`ዩ ሩፍታ ናይ ህይወተይ
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
ሃሌሉያ (2) ኢየሱስ ኩሉ እንትናይ
ኣሜን (3) ኢየሱሰይ ጓሳ ህይወተይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ
Eyesus kulu nay
VERSE 1
ንባህገይ ምሉእ ዝገብሮ ንድልየተይ
ንጸበባይ ዝፈትሖ ንጸገመይ
ዝጓስየኒ ኣብ ኩሉ መንገደይ
ኢየሱስ`ዩ እኹል ትሩፍ ንዓይ
CHORUS
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
ሃሌሉያ (2) ኢየሱስ ኩሉ እንትናይ
ኣሜን (3) ኢየሱሰይ ጓሳ ህይወተይ
VERSE 2
ዘበርትዓኒ ኣብ ኩሉ ድኻመይ
ዘተንስኣኒ ካብ ኩሉ ውድቀተይ
ዝዋግኣለይ ምስ ኩሎም ጸላእተይ
ኢየሱስ`ዩ ጽኑዕ ዕርዲ ንዓይ
CHORUS
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
VERSE 3
ናብ መስቀል ከቋምት ናብ`ቲ ዝሞተለይ
`ቲ ናይ ፍቕሪ ሰንደቕ ዕላማይ
ናይ ድሕነት ህያብ ንምሉእ ህይወተይ
ኢየሱስ`ዩ `ቲ ንዓይ ዝሞተለይ
CHORUS
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
VERSE 4
ዘዕርፈኒ ካብ ናይ ዓለም ሓሳበይ
ዘጸናንዓኒ ካብ ኩሉ ጓህየይ
ንማዕበል ዘህድእ ንፈተናይ
ኢየሱስ`ዩ ሩፍታ ናይ ህይወተይ
CHORUS
መዕቆብየይ ዋልታይ ሓይለይ
ጓሳይየይ ዝምከሓሉ ዕርደይ
መልሲ ንኹሉ ሕቶይ
ኢየሱስ ኩሉ ንዓይ (2)
ሃሌሉያ (2) ኢየሱስ ኩሉ እንትናይ
ኣሜን (3) ኢየሱሰይ ጓሳ ህይወተይ