ቃልካ
Lyrics
ንቓልካ እምብዛ ኣፍቂረዮ
ካብ ወርቅን ብሩርን መሪጸዮ
ነፍሰይ ብናፍቖት ንቓልካ ትጽበዮ
ንስጉምትታተይ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዮ
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ክሕሉ ባህጊ`ሎኒ
ሓለፋ ጸላእተይ የለብመኒ
ሓለፋ መምህራነይ ይምህረኒ
ሓለፋ ሽማግለታት ኣእምሮ እህበኒ
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ምሕላው ቃልካ ግደይ`ዩ በልኩ
ብህይወት ክነብር ንቓልካ መረጽኩ
ብምሉእ ልበይ እደልዮ ኣለኹ
ሃረርታይ እዚ`ዩ ንቓልካ ክሕሉ
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዘልኣለም ጸኒዑ ይነብር
እሙን ምዃንካ ኣብ ኩሉ ይምስከር
ኣነ`ውን ሎሚ ህያው ምስክር`የ
ንቓልካ ብመዝሙር ጌረ ክዝምር`የ
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ህይወት’ዩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቃልካ
Qalka
Verse 1
ንቓልካ እምብዛ ኣፍቂረዮ
ካብ ወርቅን ብሩርን መሪጸዮ
ነፍሰይ ብናፍቖት ንቓልካ ትጽበዮ
ንስጉምትታተይ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዮ
Chorus
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
Verse 2
ቃልካ ክሕሉ ባህጊ`ሎኒ
ሓለፋ ጸላእተይ የለብመኒ
ሓለፋ መምህራነይ ይምህረኒ
ሓለፋ ሽማግለታት ኣእምሮ እህበኒ
Chorus
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
Verse 3
ምሕላው ቃልካ ግደይ`ዩ በልኩ
ብህይወት ክነብር ንቓልካ መረጽኩ
ብምሉእ ልበይ እደልዮ ኣለኹ
ሃረርታይ እዚ`ዩ ንቓልካ ክሕሉ
Chorus
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
Verse
ቃልካ ንዘልኣለም ጸኒዑ ይነብር
እሙን ምዃንካ ኣብ ኩሉ ይምስከር
ኣነ`ውን ሎሚ ህያው ምስክር`የ
ንቓልካ ብመዝሙር ጌረ ክዝምር`የ
Chorus
ቃልካ ንዓይ ህይወት`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ፈውሲ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ሓጎስ`ዩ
ቃልካ ንዓይ ብርሃን`ዩ
ቃልካ ንዓይ ህይወት’ዩ

