ድላይካ ትገብር
Lyrics
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ የለን ዝመስለካ (2)
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ልዑል ጎይታ ኢኻ (2)
ንሰማይን ምድርን ብቓልካ ፈጢርካ (2)
ድላይካ ትገብር ገለ ዘይጨንቀካ (2)
ድላይካ ትገብር
ከም ፍቓድካ ኩሉ ይኸውን (2)
ዝመስለካ ከቶ የለን
ዝወዳደረካ ኣይርከብን (2)
ቅዱስ እናበልና ንሰግደልካ
ዓቢ እናበልና ነኽብረካ
ግሩም እናበልና ነድንቐካ
ኣምላኽ እናበልና ነምልኸካ
መን እሞ`ሎ ከማኻ ዝበለ
ልዑል ኣምላኽ ግርማ ዝተኸለለ (2)
ብማህሌት ቅዱሳን ክውደስ ዝነብር
ሰማየ ሰማያት ዙፋኑ ዝገብር (2)
ኣየ ግርማ ኣየ ዕቤት
ኣየ ስልጣን ኣየ ልዕልና (5)
ድላይካ ትገብር
ከም ፍቓድካ ኩሉ ይኸውን (2)
ዝመስለካ ከቶ የለን
ዝወዳደረካ ኣይርከብን (2)
ቅዱስ እናበልና ንሰግደልካ
ዓቢ እናበልና ነኽብረካ
ግሩም እናበልና ነድንቐካ
ኣምላኽ እናበልና ነምልኸካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ድላይካ ትገብር
Dlayka tghebr
VERSE 1
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ የለን ዝመስለካ (2)
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ልዑል ጎይታ ኢኻ (2)
ንሰማይን ምድርን ብቓልካ ፈጢርካ (2)
ድላይካ ትገብር ገለ ዘይጨንቀካ (2)
CHORUS
ድላይካ ትገብር
ከም ፍቓድካ ኩሉ ይኸውን (2)
ዝመስለካ ከቶ የለን
ዝወዳደረካ ኣይርከብን (2)
ቅዱስ እናበልና ንሰግደልካ
ዓቢ እናበልና ነኽብረካ
ግሩም እናበልና ነድንቐካ
ኣምላኽ እናበልና ነምልኸካ
VERSE 2
መን እሞ`ሎ ከማኻ ዝበለ
ልዑል ኣምላኽ ግርማ ዝተኸለለ (2)
ብማህሌት ቅዱሳን ክውደስ ዝነብር
ሰማየ ሰማያት ዙፋኑ ዝገብር (2)
ኣየ ግርማ ኣየ ዕቤት
ኣየ ስልጣን ኣየ ልዕልና (5)
CHORUS
ድላይካ ትገብር
ከም ፍቓድካ ኩሉ ይኸውን (2)
ዝመስለካ ከቶ የለን
ዝወዳደረካ ኣይርከብን (2)
ቅዱስ እናበልና ንሰግደልካ
ዓቢ እናበልና ነኽብረካ
ግሩም እናበልና ነድንቐካ
ኣምላኽ እናበልና ነምልኸካ