ኣምላኸይ`ዩ ዓለመይ
Lyrics
ግዚኡ ኣኺሉ ኣባይ ትኸብረሉ
ምሳኻ ክነብር ማዕጾታት ተራሕዩ
በቃ ወሲነ`የ ኣምሒለዮ ልበይ
ብኣኻ ክማረኽ ባህጊ መዋእለይ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ`ዩ ዓለመይ
ቀደም`ውን (2) እዚ`ዩ ትምኒተይ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ምርኩሰይ ሻምብቆ ክሳዕ ዘይኮነ
ኩሉ ይትረፈኒ ኩሉ ሙሉ ኩሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ንስኻ ዘይትኸብረሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ (2) ዓለመይ (3)
ሃብቲ`ሎኒ ዝብሎ ናይ ኢደይ ትሕዝቶ
ልዕሊ ኩሉ ባህገይ ቀዳማይ ዝሓቶ
ስጋይ ይዕበር ይስባሕ ሽሻየይ ይውሓድ ይብዛሕ
ንዓኻ የገልግል ንበይንኻ ጥራሕ
ፍቕርኻ እንከሎኒ ኣብ ጸጽባሕ ዝራባሕ
ምሳኻ`የ (2) ኪኖኻ ዝማሞቐ ዓለም የለን
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ምርኩሰይ ሻምብቆ ክሳዕ ዘይኮነ
ኩሉ ይትረፈኒ ኩሉ ሙሉ ኩሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ንስኻ ዘይትኸብረሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ (2) ዓለመይ (3)
እምነተይ ንዓኻ ዓሻ እንተቢሉኒ
ካልእ ኣየምልኽን ምልባም ይትረፈኒ
ኩሉ ኣልቦ እዩ ድሕሬኻ ምንባረይ
ካልእ የብለይን ንስኻ ኢኻ ዓለመይ
እቲ ኣባይ ዘሎ ይበልጽ `ቲ ኣባይ
እቲ ምሳይ ዘሎ ይዛይድ `ቲ ምሳይ
እንቋዕ መዋድቖይ ኣባኻ ኮነ
እንቋዕ መዕለቢየይ ኣባኻ ኮነ
ደስ ኢሉኒ`ሎ ናብራ ደስ ኢሉኒ
ባህ ኢሉኒ`ሎ ናብራ ባህ ኢሉኒ (3)
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ምርኩሰይ ሻምብቆ ክሳዕ ዘይኮነ
ኩሉ ይትረፈኒ ኩሉ ሙሉ ኩሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ንስኻ ዘይትኸብረሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ (2) ዓለመይ (3)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኸይ`ዩ ዓለመይ
Amlak yu alemey
VERSE 1
ግዚኡ ኣኺሉ ኣባይ ትኸብረሉ
ምሳኻ ክነብር ማዕጾታት ተራሕዩ
በቃ ወሲነ`የ ኣምሒለዮ ልበይ
ብኣኻ ክማረኽ ባህጊ መዋእለይ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ`ዩ ዓለመይ
ቀደም`ውን (2) እዚ`ዩ ትምኒተይ
CHORUS
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ምርኩሰይ ሻምብቆ ክሳዕ ዘይኮነ
ኩሉ ይትረፈኒ ኩሉ ሙሉ ኩሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ንስኻ ዘይትኸብረሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ (2) ዓለመይ (3)
VERSE 2
ሃብቲ`ሎኒ ዝብሎ ናይ ኢደይ ትሕዝቶ
ልዕሊ ኩሉ ባህገይ ቀዳማይ ዝሓቶ
ስጋይ ይዕበር ይስባሕ ሽሻየይ ይውሓድ ይብዛሕ
ንዓኻ የገልግል ንበይንኻ ጥራሕ
ፍቕርኻ እንከሎኒ ኣብ ጸጽባሕ ዝራባሕ
ምሳኻ`የ (2) ኪኖኻ ዝማሞቐ ዓለም የለን
CHORUS
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ምርኩሰይ ሻምብቆ ክሳዕ ዘይኮነ
ኩሉ ይትረፈኒ ኩሉ ሙሉ ኩሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ንስኻ ዘይትኸብረሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ (2) ዓለመይ (3)
VERSE 3
እምነተይ ንዓኻ ዓሻ እንተቢሉኒ
ካልእ ኣየምልኽን ምልባም ይትረፈኒ
ኩሉ ኣልቦ እዩ ድሕሬኻ ምንባረይ
ካልእ የብለይን ንስኻ ኢኻ ዓለመይ
እቲ ኣባይ ዘሎ ይበልጽ `ቲ ኣባይ
እቲ ምሳይ ዘሎ ይዛይድ `ቲ ምሳይ
እንቋዕ መዋድቖይ ኣባኻ ኮነ
እንቋዕ መዕለቢየይ ኣባኻ ኮነ
ደስ ኢሉኒ`ሎ ናብራ ደስ ኢሉኒ
ባህ ኢሉኒ`ሎ ናብራ ባህ ኢሉኒ (3)
CHORUS (copy)
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣነ ናይ ኢየሱስ`የ ምርኩሰይ ሻምብቆ ክሳዕ ዘይኮነ
ኩሉ ይትረፈኒ ኩሉ ሙሉ ኩሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ንስኻ ዘይትኸብረሉ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ (2) ዓለመይ (3)