Loading Projector Mode…
VERSE 1
ግዚኡ ኣኺሉ ኣባይ ትኸብረሉ
ምሳኻ ክነብር ማዕጾታት ተራሕዩ
በቃ ወሲነ`የ ኣምሒለዮ ልበይ
ብኣኻ ክማረኽ ባህጊ መዋእለይ
ኩሉ ይትረፈኒ ኣምላኸይ`ዩ ዓለመይ
ቀደም`ውን (2) እዚ`ዩ ትምኒተይ