Loading Projector Mode…
VERSE 1
ብስብሒ ቤትካ ክንጸግብ ሳላ ምሕረትካ
ኣንጉዕ ናይ ቃልካ ክንምገብ ሳላ ፍቕርኻ
ኣብ መሰረት ነብያት ሃዋርያት ክንንደቕ ሳላ ለውሃትካ
ሓቂ ዘበለ ክንፈልጥ ሳላ ጥበብካ
በዚሑልና ረዲኤትካ