ተሓጉስና ነመስግኖ
Lyrics
ክርስትያን ኣይትሕዘን በዚ ናይ'ዛ ዓለም ናብራ
ኩሉ ግዜ ኣሎ ድኻም ሽግር ወይ መከራ
ስለዚ ንቕድሚት ኣቕንዓዮ መንገድኻ
ናይ ዘለዓለም ጎይታ ኣይተሕዝኖ ሓደራኻ
ተሓጉስና ነመስግኖ ነቲ ተስፋ ዝሃበና
ክወስደና ክመጽእ'ዩ ናብታ ሰማያዊት ቤትና (2)
ድኻም ሓዘን ሽግር እንተኸበበ ኣብ ዙርያኻ
ብእምነት ጸሊ'ሞ ረዲኤቱ ክህበካ
ጸልማት ተመሲሉ እትርእዮ ነገር ኩሉ
ጎይታ ኣይድርብየካን እሙን እዩ በቲ ቓሉ
ተሓጉስና ነመስግኖ ነቲ ተስፋ ዝሃበና
ክወስደና ክመጽእ'ዩ ናብታ ሰማያዊት ቤትና (2
ኢየሱስ ክመጽእ'ዩ ብመላእኽቱ ተዓጂቡ
ክወስደና እዩ ናብቲ ሰማያዊ ቤቱ
ጎይታ ይሕሸና ሰላም ሓጎስ ዝህበና
ኣብቲ መጨረሽታ ኣብ መንግስቱ
ተሓጉስና ነመስግኖ ነቲ ተስፋ ዝሃበና
ክወስደና ክመጽእ'ዩ ናብታ ሰማያዊት ቤትና (2
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተሓጉስና ነመስግኖ
Tehagusna nemesgno
VERSE 1
ክርስትያን ኣይትሕዘን በዚ ናይ'ዛ ዓለም ናብራ
ኩሉ ግዜ ኣሎ ድኻም ሽግር ወይ መከራ
ስለዚ ንቕድሚት ኣቕንዓዮ መንገድኻ
ናይ ዘለዓለም ጎይታ ኣይተሕዝኖ ሓደራኻ
CHORUS
ተሓጉስና ነመስግኖ ነቲ ተስፋ ዝሃበና
ክወስደና ክመጽእ'ዩ ናብታ ሰማያዊት ቤትና (2)
VERSE 2
ድኻም ሓዘን ሽግር እንተኸበበ ኣብ ዙርያኻ
ብእምነት ጸሊ'ሞ ረዲኤቱ ክህበካ
ጸልማት ተመሲሉ እትርእዮ ነገር ኩሉ
ጎይታ ኣይድርብየካን እሙን እዩ በቲ ቓሉ
CHORUS
ተሓጉስና ነመስግኖ ነቲ ተስፋ ዝሃበና
ክወስደና ክመጽእ'ዩ ናብታ ሰማያዊት ቤትና (2
VERSE 3
ኢየሱስ ክመጽእ'ዩ ብመላእኽቱ ተዓጂቡ
ክወስደና እዩ ናብቲ ሰማያዊ ቤቱ
ጎይታ ይሕሸና ሰላም ሓጎስ ዝህበና
ኣብቲ መጨረሽታ ኣብ መንግስቱ
CHORUS
ተሓጉስና ነመስግኖ ነቲ ተስፋ ዝሃበና
ክወስደና ክመጽእ'ዩ ናብታ ሰማያዊት ቤትና (2

