ምሳኻ ምንባር ይሕሸኒ
Lyrics
ካብ መንፈስካ ናበይ ክኸይድ'የ
ካብ ገጽካኸ ናበይ ክሃድም'የ
ሰማይ እንተደየብኩ ኣብኡ ኣሎኻ
መንጸፈይ ንሲኦል እንተንጸፍኩ
እንሆ ንስኻ ኣቡኡ ኣሎኻ
ትነብር'ውን ኢኻ ህያው'ውን ኢኻ
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
ኣኽናፍ ወጋሕታ እንተወሰድኩ
ኣብ ወሰን ባሕሪ እንተተቐመጥኩ
ኣብኡ ከኣ ኢድካ ክትመርሓኒ ኢያ
የማነይቲ ኢድካ'ውን ክትሕዘኒ'ያ
ጎይታየ ካባኻስ ናበይ ክኸይድ'የ
ናበይ ከብል እየ ናበይ ክሃድም'የ
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
ጸልማት ይኽውለኒ ለይቲ ይኹን እንተበልኩ
ንዓኻስ ጸልማት እካ ኣይጽልምተካን
ጸልማትን ብርሃንን ንዓኻ ሓደ ኢዮም
ካባኻ ርሒቐ ናበይ እየ ዝኸዶ
ጎይታይየ ናይ ዘልኣለም ቃል ኣሎካ
ሕይወት ኣሎካ ፈውሲ ኣሎካ
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
ኣይኮንኩን ብገንዘብ ሕይወት ዝረክ
ኣይኮንኩን ብጥሪት ጸጋ ዝረክብ
ኣይኮንኩን ብፍልጠት ሓይሊ ዝረክብ
ኣባኻ እንተ ተ.ወከልኩ'የ
ብኸምኡ ወይንን ጸባን ዝረኽበሉ
ኣብ ቤትካ'ዩ ኣባኻ'ዩ
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
ጎይታይ ናይ ዘልዓለም ሕይወት ኣሎካ
ጎይታይ ናይ ዘልዓለም በረኸት ኣሎካ
ጎይታይ ናይ ዘልዓለም ምጽንናዕ ኣሎካ
ጎይታየ ካባኻ ናበይ'ይ ዝኸዶ
ናበይ'የ ዘብሎ ናበይ'የ ዝሃድሞ
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሳኻ ምንባር ይሕሸኒ
Msaka mnbar yhsheni
VERSE 1
ካብ መንፈስካ ናበይ ክኸይድ'የ
ካብ ገጽካኸ ናበይ ክሃድም'የ
ሰማይ እንተደየብኩ ኣብኡ ኣሎኻ
መንጸፈይ ንሲኦል እንተንጸፍኩ
እንሆ ንስኻ ኣቡኡ ኣሎኻ
ትነብር'ውን ኢኻ ህያው'ውን ኢኻ
CHORUS
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
VERSE 2
ኣኽናፍ ወጋሕታ እንተወሰድኩ
ኣብ ወሰን ባሕሪ እንተተቐመጥኩ
ኣብኡ ከኣ ኢድካ ክትመርሓኒ ኢያ
የማነይቲ ኢድካ'ውን ክትሕዘኒ'ያ
ጎይታየ ካባኻስ ናበይ ክኸይድ'የ
ናበይ ከብል እየ ናበይ ክሃድም'የ
CHORUS
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
VERSE 3
ጸልማት ይኽውለኒ ለይቲ ይኹን እንተበልኩ
ንዓኻስ ጸልማት እካ ኣይጽልምተካን
ጸልማትን ብርሃንን ንዓኻ ሓደ ኢዮም
ካባኻ ርሒቐ ናበይ እየ ዝኸዶ
ጎይታይየ ናይ ዘልኣለም ቃል ኣሎካ
ሕይወት ኣሎካ ፈውሲ ኣሎካ
CHORUS
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
VERSE 4
ኣይኮንኩን ብገንዘብ ሕይወት ዝረክ
ኣይኮንኩን ብጥሪት ጸጋ ዝረክብ
ኣይኮንኩን ብፍልጠት ሓይሊ ዝረክብ
ኣባኻ እንተ ተ.ወከልኩ'የ
ብኸምኡ ወይንን ጸባን ዝረኽበሉ
ኣብ ቤትካ'ዩ ኣባኻ'ዩ
CHORUS
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ
VERSE 5
ጎይታይ ናይ ዘልዓለም ሕይወት ኣሎካ
ጎይታይ ናይ ዘልዓለም በረኸት ኣሎካ
ጎይታይ ናይ ዘልዓለም ምጽንናዕ ኣሎካ
ጎይታየ ካባኻ ናበይ'ይ ዝኸዶ
ናበይ'የ ዘብሎ ናበይ'የ ዝሃድሞ
CHORUS
ምሳኻ (3) ምንባር ይሕሸኒ
ጎይታየ ኣብ ቤትካ
ፈውሲ ኣለዎ ሕይወት ኣለዎ
በረኸት ኣለዎ ምጽንናዕ ኣለዎ

