መደምደምታ ሕጊ
Lyrics
ፍቅሪ ዓቃል ለዋህ ዘይብላ ጃህራ
ምልክት ኅውነት ናይ ኅብረት ሥፍራ፡
ለውሃትን ድንጋጽ'ያ ኣሰራ
ንልበሳ ኵላትና ሃየ ሓደራ።
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
ጥዕምቲ መዓዛ ጽብቅቲ ፍረ
ካብ ኵለን ፍረታት ክብሪ ትኅረ፡
ዕንበባ ናይ ፍቅሪ እውን ዘሕረረ
ሕግታት ናይ ኣምላኽ ኵለን ሰበረ።
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
ቋንቋታት ናይ ሰብን መላእኽትን
ክዛረብ ዘኽእል እንተ ዝኸውን፡
ፍቕሪ እንተ ዘየላ ጭልጭል ከምዝብል
ምኾንኩ እውን ነይረ ጥራይ ጸናጽል።
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
ትንቢት እንተ ዝህልወኒ ነይሩ
ንፍልጠት ዝገልጽ ኵሉ ምስጢሩ፡
ንኣኽራን ዘግዕዝ እምነት'ውን ድማ
ኣይምጠቕመንን ፍቕሪ ሃዲማ።
ብናይ ፍቅሪ ድምጺ ኢዩ ጸዊዑኒ
“ኵሉ ግደፍ” በለ “ንዓይ አዓበኒ፣
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መደምደምታ ሕጊ
Medemdemta hgi
VERSE 1
ፍቅሪ ዓቃል ለዋህ ዘይብላ ጃህራ
ምልክት ኅውነት ናይ ኅብረት ሥፍራ፡
ለውሃትን ድንጋጽ'ያ ኣሰራ
ንልበሳ ኵላትና ሃየ ሓደራ።
CHORUS
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
VERSE 2
ጥዕምቲ መዓዛ ጽብቅቲ ፍረ
ካብ ኵለን ፍረታት ክብሪ ትኅረ፡
ዕንበባ ናይ ፍቅሪ እውን ዘሕረረ
ሕግታት ናይ ኣምላኽ ኵለን ሰበረ።
CHORUS
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
VERSE 3
ቋንቋታት ናይ ሰብን መላእኽትን
ክዛረብ ዘኽእል እንተ ዝኸውን፡
ፍቕሪ እንተ ዘየላ ጭልጭል ከምዝብል
ምኾንኩ እውን ነይረ ጥራይ ጸናጽል።
CHORUS
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ
VERSE 4
ትንቢት እንተ ዝህልወኒ ነይሩ
ንፍልጠት ዝገልጽ ኵሉ ምስጢሩ፡
ንኣኽራን ዘግዕዝ እምነት'ውን ድማ
ኣይምጠቕመንን ፍቕሪ ሃዲማ።
CHORUS
ብናይ ፍቅሪ ድምጺ ኢዩ ጸዊዑኒ
“ኵሉ ግደፍ” በለ “ንዓይ አዓበኒ፣
CHORUS
መደምደምታ ሕጊ ፍቕሪ'ያ ፍቕሪ
ናይ ሰላም መሰረት ጽብቕቲ ግብሪ

