መወዳእታ ኣለዎ መከራኻ
Lyrics
ሓወይ ስለምንታይ ብጸላኢ ትሽበር
ንምንታይከ ብማእሰርቲ ፍርሓት እትእሰር
ኣጆኻ ኣምላኽ ኣሎ ኣብ ዙፋኑ
ክፍስሶ`ዩ ንምሕረቱ ኣብ ዘመኑ (2)
መወዳእታ ለዎ መከራኻ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኻ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትካ
ሸለል ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንጥርዓንካ (4)
ኣምላኽስ ህያው'ዩ እግዚኣብሔር ስሙ
ክትርእይዮ ኢኺ ክኸብር ብቕልጽሙ
ንጸላኢኺ ናብ ሓዊ ክድርብዮ'ዩ
ንመልሓስኪ ብምስጋና ክመልኦ'ዩ (3)
መወዳእታ ለዎ መከራኻኺ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኺ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትኪ
ዕሽሽ ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንጉዳይኪ (4)
ቅሳነት ዘይብሉ ናብራ እናነበርካ
ሰላም ስኢኑ ዘሎ`ቲ ናይ ውሽጢ ሰብካ
ኢየሱስ ኣሎ ዕረፍቲ ዝኾነካ
ኣፍስሶ እንዶ ኣብ ቅድሚኡ ክበድ ልብኻ (4)
መወዳእታ ለዎ መከራኻ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኻ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትካ
ደሓን ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንሽግርካ (4)
ፈተና በዚሑ ተስፋ ኣቑሪጹኒ
ውሽጥኺ ተሃስዩ ትነብሪ ዘሎኺ
ፈውሲ ኣሎ ኣብ ኢየሱስ መድሕንኪ
ደርብይዮ ኣብ ትሕቲ መስቀል ናይ ጐይታኺ
ንሱ ተሰኪሙዎ'ዩ ንሕማምኪ (2)
መወዳእታ ለዎ መከራኺ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኺ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትኪ
ሸለል ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንሕማምኪ (4)
የፍቅረካ'ዩ ሓወይ ረሲዑኒ ኣይትበል
ይሓልየልካ'ዩ ሓወይ በይነይ'የ ኣይትበል
ኣምላኽካ ቀረባኻ'ዩ ንምርዳእካ ፍጡን ጐይታ'ዩ
የፍቅረኪ'ዩ ሓፍተይ ረሲዑኒ ኣይትበሊ
ይሓልየልኪ'ዩ ሓፍተይ በይነይ'የ ኣይትበሊ
ኣምላኽኪ ቀረባኺ'ዩ ንምርዳእኪ ፍጡን ጐይታ'ዩ
የፍቅረና'ዩ ኣሕዋት ረሲዑና ኣይንበል
ይሓልየልና'ዩ ሓሕዋት በይንና ኣይንበል
ኣምላኽና ቀረባና'ዩ ንምርዳእና ፍጡን ጐይታ'ዩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መወዳእታ ኣለዎ መከራኻ
Mewedaeta alewo mekeraka
VERSE 1
ሓወይ ስለምንታይ ብጸላኢ ትሽበር
ንምንታይከ ብማእሰርቲ ፍርሓት እትእሰር
ኣጆኻ ኣምላኽ ኣሎ ኣብ ዙፋኑ
ክፍስሶ`ዩ ንምሕረቱ ኣብ ዘመኑ (2)
CHORUS
መወዳእታ ለዎ መከራኻ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኻ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትካ
ሸለል ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንጥርዓንካ (4)
VERSE 2
ኣምላኽስ ህያው'ዩ እግዚኣብሔር ስሙ
ክትርእይዮ ኢኺ ክኸብር ብቕልጽሙ
ንጸላኢኺ ናብ ሓዊ ክድርብዮ'ዩ
ንመልሓስኪ ብምስጋና ክመልኦ'ዩ (3)
CHORUS
መወዳእታ ለዎ መከራኻኺ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኺ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትኪ
ዕሽሽ ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንጉዳይኪ (4)
VERSE 3
ቅሳነት ዘይብሉ ናብራ እናነበርካ
ሰላም ስኢኑ ዘሎ`ቲ ናይ ውሽጢ ሰብካ
ኢየሱስ ኣሎ ዕረፍቲ ዝኾነካ
ኣፍስሶ እንዶ ኣብ ቅድሚኡ ክበድ ልብኻ (4)
CHORUS
መወዳእታ ለዎ መከራኻ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኻ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትካ
ደሓን ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንሽግርካ (4)
VERSE 4
ፈተና በዚሑ ተስፋ ኣቑሪጹኒ
ውሽጥኺ ተሃስዩ ትነብሪ ዘሎኺ
ፈውሲ ኣሎ ኣብ ኢየሱስ መድሕንኪ
ደርብይዮ ኣብ ትሕቲ መስቀል ናይ ጐይታኺ
ንሱ ተሰኪሙዎ'ዩ ንሕማምኪ (2)
CHORUS
መወዳእታ ለዎ መከራኺ
ክድረዝ`ዩ ንብዓት ኣዒንትኺ
መልሲ ክረክብ'ዩ ሕቶታትኪ
ሸለል ኣይብሎን'ዩ ኣምላኽ ንሕማምኪ (4)
PRE-CHORUS
የፍቅረካ'ዩ ሓወይ ረሲዑኒ ኣይትበል
ይሓልየልካ'ዩ ሓወይ በይነይ'የ ኣይትበል
ኣምላኽካ ቀረባኻ'ዩ ንምርዳእካ ፍጡን ጐይታ'ዩ
PRE-CHORUS
የፍቅረኪ'ዩ ሓፍተይ ረሲዑኒ ኣይትበሊ
ይሓልየልኪ'ዩ ሓፍተይ በይነይ'የ ኣይትበሊ
ኣምላኽኪ ቀረባኺ'ዩ ንምርዳእኪ ፍጡን ጐይታ'ዩ
PRE-CHORUS
የፍቅረና'ዩ ኣሕዋት ረሲዑና ኣይንበል
ይሓልየልና'ዩ ሓሕዋት በይንና ኣይንበል
ኣምላኽና ቀረባና'ዩ ንምርዳእና ፍጡን ጐይታ'ዩ